Tigray Water Resource Bureau invites sealed bids from eligible Bidders for Drilling of Shallow wells and Supply and Installation of Afredeve Hand pump

  • የተለቀቀበት ቀን: ኣርብ ሚያዝያ 2, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 30, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 30, 2012 3:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 27,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 250.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ኣበርገለ ዓለም ለኸ ል/ሃ/እንስሳት ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ወረዳ ጨርጨር ጣብያ ሓዲስቅኝ ፍሉይ ሽሙ ሶሊንኣብ ዝተባሃለ ናይ ሕርሻ ቦታ ናይ 33 ሄክታር ሓፁር ፣ መዕረፊ ዋርድያታትን መዕረፊ ሰራሕተኛታትን ማለት እዉን ፣ ጠቅላላ ዝሕፀር ቦታ ን 33 ሄክታር ብኦምን ጋብየንን ፣ በቢ ክልተ ሜትሮ ርሕቀት ናይ ሓፁር ጉድጋድ ምኹዓት ፣ ዝኾዓት ጥልቀት ጉድጋድ 0.5 ሜትር ጎኒ ጉድጋድ ጥልቀት 0.5 ሜትር ጉኒ 0.5 ሜትር፣ በትካል ዝቀረበ ባህርዛፍ ኦም ኣናቆረፅካ ምትካል ፣ ብትካል ዝቀረበ ጋብየን ሓፁር ምሕፃር ፣ ኣብ ኣርባዕ ማእዝን ናይቲ ሳይት 2 ሜትር ብ3 ሜትር ናይ ዋርድያ መዕረፊ ጠቅላ 4ተ ቆርቆሮ ምስራሕ ፣3ተ ክፍሊ መዕረፊ ሰራሕተኛታት 3 ሜትር ብ 4 ሜትር ቆርቆሮ ብቆርቆሮ ምሰራሕ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 30, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 15, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 16, 2012 10:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ኢንስትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ናይ ሪኤጄንት ኣቅሑት አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 30, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 2, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 2, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/

ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፣ ናይ ህንፃ መሳርሕን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 29, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 1, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 1, 2012 4:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክምና ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንዕድግ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 29, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 1, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 1, 2012 3:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መጋያየፂ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 29, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 1, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 2, 2012 4:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓይደር ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንዕድግ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 29, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 1, 2012 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 1, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ዞባ ክልል ስታፍ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 29, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 1, 2012 2:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 1, 2012 2:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/