ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከ/ስ/ዕ/ምመ/ር/ን ንቤት ዕዮ ሃፍቲ ማይን ማዕድንን ኢነርጅን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ ሃፍቶም ኣብ 3ተ ቁሸታት ናይቲ ጣብያ ዝስራሕ ፕሮጀክት ማእከላይ ጉድጓድ ከስርሕ ዝክእል ብዉድድር ከጫርት ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 16, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ታሕታይ ቆራሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 16, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,500.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

የኢትዮጵያ ልማት ባንክ መቀሌ ዲስትሪክት ሞዴል NPR71፣35 ኩንታል የሚጭን አይሱዙ የጭነት ተሽከርካሪ በድርድር ጨረታ አወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ሚያዝያ 27, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ግንቦት 25, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ግንቦት 25, 2012 4:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

Mekelle Town water and sewerage service office invites bidders for procurement of plant Design, Supply and Installation of Electromechanical Equipments for Mekelle Town Water Supply Project

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ሚያዝያ 27, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰኔ 12, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰኔ 12, 2012 3:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,300,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

በኢትዮጵያ ጉምሩክ ኮሚሽን በመቀሌ ቅ/ጽ/ቤት የሁመራ ጉም መቅ/ጣቢያ በህገ ወጥ መንገድ ወደ አገር ሊገቡና ሊወጡ ሲሉ የተያዙ የጽዳት ዕቃዎች፣ ምግብ ነክ ዕቃዎች፣ ፀረ-አረም ፣ የጽህፈት መሳሪያ ነክ ዕቃዎች፣ ልዩ ልዩ ዕቃዎች እና ኮስሞቲክስ ነክ ዕቃዎች ባሉበት ሁኔታ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ኣርብ ሚያዝያ 23, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 30, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 30, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ንናዉቲ ኢንድስትሪያል ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 11, 2012 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 11, 2012 5:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ሴክተር ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ዝርከብ ዝተፈላየ ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ኤሌክትሮኒክስን ከመኡ እዉን ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ቅያር ስፔር ጎማ ባትሪን ኣብ ኣብያተ ንባብን ካልኦትን ዝርከብ ዘገልገሉ መፃሕፍትን ወዘተ ንመላእ ነበርትን ንግዲ ማሕበረ ሰብን ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሚያዝያ 24, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 3, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 4, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ን ኣጎልግጋሎት እቲ ቢሮ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት ምድብ 1 ፣ ኤሌክትሮኒክስ ምድብ 2፣ ኣቅሑት ቢሮ ምድብ 3፣ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሚያዝያ 24, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 13, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 13, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ዳዕሮ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1መሳርሒ ፅሕፈት 2 ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ 3 መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር ሳይክል 4 ስራሕቲ ሕትመት 5 6 ኣቁሑት ቢሮ 7 ደንቢ ክዳን 8 ስራሕቲ ሓፂነ መፂን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሚያዝያ 24, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 5, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲ ዳዕሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 5, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ማሕበር ህንፀት ዎርክሾፕ ዕንፀይትን መቐለ ብዝብል ዝፍለጥ ማሕበርና ኣብ መቐለ ከተማ ክ/ከተማ ዓይደር ፍሉይ ሽሙ ዓዲ ሕሩስ ዝኾና ብብረትን ዕንፀይትን ስራሕቲ ተዋፊርና ንርከብ በዚ መሰረት ኣብ እቲ ማሕበርና ዝተሓቆፍና በዝሕና 193 ዝኾና ኣባላት ናይ ሓባር መስርሒ ቦታ ዝርከብ ናይ ማይ ተፋሰስ ( Drainage) መሀደሚ ዝዉዕል ዓቐን ዘለዎ ቴንዲኖ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 23, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 28, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 28, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ስሩዕ በጀት ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ወረድኡ ኣብያተ ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መካይን መለዋወጢ ንብረት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 23, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 7, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ፀገዴ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 7, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/