ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ዓይነታት ፈርኒቸር ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 30, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 1, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓይደር ን ዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ላፕቶፕ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንዕድግ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 29, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 29, 2012 3:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 29, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 29, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንበጀት ዓመት 2012 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 11, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 12, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ን2012 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸር፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ሕትመት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ስፔር ሞተር ሳይክልን ካብ ሕጋውያን መቅረብቲ በቲ ዘርፊ ካብ ዝተመዝገቡ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 10, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 10, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ናይ መኪና ጌጣ ጌጥን ስፔርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 29, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 30, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሽረ ናይ ኤሌክትሪክስቲ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ኤሌክትሮኒክስ፣ ሞተር ሳይክል፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተር ብሽክሌታን ፣ ኣቅሑት ቢሮ ፣ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡፡ ስለዚ ስዒቦም ዘለው ረቀሕታት እተማልኡ ተወዳደረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 12, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 12, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

Afar Pastoralist Development Association (APDA) in cooperation with Mennonte Central Committee(MCC), Canadian Foodgrain Bank (CFGB) wants to invite all interested and eligible bidders to Supply Supplementary Food items and Veterinary Medicine for Bidu Woreda, Afar Region, Ethiopia

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳሜ ሚያዝያ 24, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ግንቦት 3, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣፋር
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ግንቦት 3, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

በአፋር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት ጠቅላይ ፍርድ ቤት ወንበር ዴስክቶፕ ኮምፒውተር ላፕቶፕ፤ ፕሪንተር፤ ትልቁ ቪድዮ ካሜራና ጠረንጴዛ በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ኣርብ ሚያዝያ 23, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ግንቦት 1, 2012 12:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣፋር
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ግንቦት 2, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/