ኣይኪዉ ስፋት ቴክኒካል ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር ዝጥቀመሎም ዝነበረ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት (Different Materials) ናይ ኤሌክትሪክ : ኮንስትራክሽን : ኤሌክትሪካል ኢንስታሌሽን :ኣይሲቲ :ኣካዉንቲንግን ድፓርትሜንታት ዝጥቀመሎም ዝነበረ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 30, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 6, 2016 5:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 6, 2016 8:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ጊዝያዊ ምምሕዳር ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ር/ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉል ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 30, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 5, 2016 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 5, 2016 2:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር መናኣስይ ትግራይ ንትካላትን ንግድን መንበርን ግልጋሎት ክዉዕል ዝክእል መሬት ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ 140 ሜ.ካሬ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ 1078.6 ሜ.ካሬ ስፍሓት ዘለዎ ቦታት ብመደበኛ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 30, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 8, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 8, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛ/ህንፃ ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጎዶም ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ማለት ናይ ደግ መብራህቲ ፉሎረሰንት ባዉዛ በዝሒ 100 ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ አገልግሎት ክረክብ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 30, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 19, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲ ጉዶም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 19, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

መቐለ ቤት ህንፀት ኣብ 2016ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ዝተፋላለዩ ኤለክትሮኒክስ ንብረት ናይ ኢድ ሞያ ጥራሕ ንምፅጋን ካብ ፍቓድ ዘለዎም ነጋዶ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ክሳብ ሰነ 30/10/2016 ዉዕሊ ኣሲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 29, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 4, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 4, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 29, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 1, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 1, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ማዛጋጃ ከተማ ኣጉላዕ ወ/ፅ/ወንበርታ 2016 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካሉ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤልክትሮኒክስ ንብረት ማለት ውን ቶታል ስቴሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 29, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 12, 2016 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣጉላዕ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 12, 2016 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 16,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ናይ2016 በጀት ዓመት ብቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ ሚኢቲ ስራሕቲ ግልጋሎት ማይ ማተርያል(BILL OF QUANTITY FOR MEREMIET WATER SUPLY PROECT) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ሕጋውያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 12, 2016 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 12, 2016 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 7,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ኣብ ናይ 2016 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ወንበራት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፅግን ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 29, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 2, 2016 9:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 4, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ፅገና/

ኢማጅን ዋን ዴይ ኢንተርናሽናል ኦርጋናይዜሽን /imagine 1 day/ በሂላሪና ጋለን የገንዘብ ድጋፍ አገልግሎት በሚሰጥባቸው ፕሮጄክት አካባቢዎች ለሚግኙ ትምህርት ቤቶች ግብኣት የሚዉል የተማሪዎች መቀመጫ ዴስክ (combined desk) እና ጥቁር ሰሌዳ (Black board ) በጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሮብ ጥር 29, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 8, 2016 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 8, 2016 8:40 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/