ቤት መዘጋጃ ዓዲሃገራይ ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራ መሬትን 62 ፕሎት ንመንበሪ 22 ፕልት ንድርጅት ብድምር 84 ፕሎት ናብ ተጠቀምቲ ብሊዝ ጨረታ አወዳዲሩ ንምትሕልላፍ ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 22, 2016 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2016 03:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ መሬትን ሊዝን/

Fresweat-trading plc desire to sell its raw materials like perform, caps, poly bag and pet raw mat that are found in its in Mekelle main store.

  • የተለቀቀበት ቀን: Tuesday 19th, December 2023 12:00 pm (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Sunday 31st, December 2023 9:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Sunday 31st of December 2023 9:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ Other Sale/

ለምለም ካርል ሆ/ል ማይጨው ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ሕትመት ብጨረታ መሰረት ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2016 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

The Tigray Water and Energy Bureau invites sealed Bids from eligible Bidders for Desktop Computers, Laptop Computers, Printers, Color Printer, Multipurpose Photocopy Machine, Smart Scanner, Camera, Smart TV and Laminating Machine

  • የተለቀቀበት ቀን: Monday 18th, December 2023 12:00 pm (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Wednesday 17th, January 2024 9:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Wednesday 17th of January 2024 9:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 120,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ Computer Sales and Accessories/ Electronic Equipment & Accessories/

ኣብ ርእሰ ዋኒኑ ከምዝተገለፀ ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙኒኬሽንክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2016ዓ/ም ንናይ ቤት ፅ/ትና ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2016 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2016 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ አየር ኮንድሽነር ጋዝ ምምላእ ናይ ፅሬትን ገዛን ኣቁሑት ናይ መኪና ስፔርን ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ። በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2016 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2016 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ምግጣምን ፅገናን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤ/ፅ ል/እቶትን ምምሕዳር ፋይናንሰ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ኣብ ባጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ሰፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ ኣውዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2016 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2016 08:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ጎማ ምስ ካላመደርኡ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን | ክልል ትግራይ ናይ መኪና ጎማን መመላኪኢን ብፕሮፎርማ አወዳድርካ ክንገዝእ ንደሊ ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2016 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2016 03:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ መኾኒ ካብ 2011 ዓ/ም ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 2014 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦድተር ኦዲት ከግብር ስለ ዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦድተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቐደልኩም ውልቀ ኦድተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ኦዲት ክግበር ስለ ዝደለለየ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ንክሳተፍ ይዕድም፣፣

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2016 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2016 08:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/