The Women Association of Tigray (WAT)Wants to purchase the item/ Stationery materials.

  • የተለቀቀበት ቀን: Thursday 13th, March 2025 12:00 pm (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: Tuesday 18th, March 2025 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 18th of March 2025 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Stationery Supplies/

The Women Association of Tigray (WAT)Wants to purchase the item/ Cleaning materials.

  • የተለቀቀበት ቀን: Thursday 13th, March 2025 12:00 pm (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: Tuesday 18th, March 2025 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 18th of March 2025 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Cleaning & Janitorial Equipments/

ኣክሱም ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን2017 ዓም ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን : ኤሌክትሮኒክስን ንምዕዳግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 4, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 19, 2017 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 19, 2017 4:45 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ፅሕፈት መሳርሒ ንኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 5000 : ንፅሬት ኣቅሑት 3000 : ንሕትመት 2000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ :ናይ መኪና ጎማን : ናይ ኮምፒተር ተንክፈ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 4, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 19, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 19, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ብሁፁፅ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 3, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 6, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 6, 2017 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 3, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 6, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 6, 2017 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ሩፍሩፍን ጣዉላን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 3, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 6, 2017 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 9, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ቐፅሪ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝርከብ ካፍተርያ (ኣብ ልዕሊ 750 ካሬ ዝዓረፈ መናፈሻን ዝተሰርሐ ክፍሊን ዘለዎ)፡ መብራህቲ፣ ማይን ወናብርን ብነፃ ብምቕራብ፣ ምግብን ካልኦት ቀረብ ግልጋሎትን ተመጣጠኒ ብዝኾነ ዋጋን ብፅሬትን ከቕርቡ ዝኸእሉ ትካላት ብጨረታ ብምዕዳም ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 3, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 17, 2017 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 18, 2017 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ካፌን ሬስትራንትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣዕቢ ብናይ ሴፍትኔት ካፒታል በጀት ዝተረከበ ንዘፈር ቁጠባ ናይ ዕ/ሓ/ማይን እታወታት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ (SHOPPING) ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 3, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 10, 2017 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: Atsbi
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 10, 2017 5:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 6,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወቀይሕ ተኽሊ ኣብ ባጀት ዓመት 2017ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ናይ አይርሽ ኤይድ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ወረዳ ቀይሕ ተክሊ አብ ክልተ ጣብያታት ዳባኖውን ሳንታ ገለበዳን 45 መዓልቲ ዕድመ ዝገበራ ጫጨት ደርሁ : ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 3, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 9, 2017 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ቀይሕ ተኽሊ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 9, 2017 4:45 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/