ለምለም ካርል ሆ/ል ማይጨው ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብጨረታ መሰረት ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 22, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 22, 2017 8:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓ/ዓዲ 2017 ዓ/ም ንኣጠቓላሊ እቲ ዓመት ስራሕ መካየዲ ግልግሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ማይ ትቦን መገጣጠምን ፣ ናይ ኤለክትሪክ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥሪ 5, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዓ/ዓዲ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 5, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: ብቢ ሎቱ ይፈላለ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ለምለም ካርል ሆ/ል ማይጨው ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት፣ ፅሕፈት፣ ናይ ማይ ኣቅሑ ብጨረታ መሰረት ኣወዳድሩ ከገዝእ ይደሊ ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 21, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 21, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3ooo
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ዓዲግራት ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ሎት ክልተ ፅሬት ኣቅሑት ሎት ሰለሰተ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ሎት ኣርባዕተ ግላገሎት ጋራጅ ናይ መካይን ሎት ሓሙሽተ ሕትመት ሎት ሽድሽት ናይ ሕሙማት ምግቢ ሎት ሸዉዓተ ናይ ሕሙማት ምግብ አስቤዛ ሎት ሸሞነት ናይ ሕሙማት ምግቢ ስጋ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 25, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 25, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: ት ሐደ ሎት ክልተ ሎት ሰለሰተ ሎት ኣርባዕተ ሎት ሸዉዓተ ሎት ሸሞንት ብር 6000 ቅርሺ ሎት ሓሙሽተ ሎት ሽድሽተ ብር 15000
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ኣቅርቦት ምግቢ / ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ supply Spare and provide maintenance service for mosis water treatment 16mq per hour capacity ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 22, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 22, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንኣብተ ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥሪ 7, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዕዳጋ ዓርቢ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 7, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አለማጣ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት :ኤሌከትሮኒክስ :ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ፈርኒቸር : ናይ መኪና ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥሪ 2, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: ኣላማጣ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 2, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond: ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት :ኤሌከትሮኒክስ: ኣቅሑት ፈርኒቸር : ናይ መኪና ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት 7000 ቅርሺ :ኣቅሑት ፅሬት 1000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ናዕዴር ናይ እንስሳት መድሓኒት : ናዉቲ ሕክምናን ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 29, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: ናዕዴር ዓዴት
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 29, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 7,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ን2017 በጀት ዓመት ትካልና ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣጫሪቱ ክዕድግ – ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥሪ 1, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 1, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክተር ዕደጋ ንፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዕል ናይ ሕትመት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 24, 2017 4:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 24, 2017 4:45 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/