ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ኣብ ከባቢ ማይ ነብሪ ናይ ጅፕሰም ፋብሪካ ፕሮጀክት ናይ ኬንችን ቆርቆሮ ስራሕቲ ንምስራሕ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 17, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 26, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: -18, 1745 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ማሕበር ሕብረት ስራሕ ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ ፣ ሕትመት ፣ ኣቑሑት ቢሮ ፣ ኤሌክትሮኒክስን መለዋወጢ ኣቑሑት ተሽከርከርትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 17, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 30, 2017 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 30, 2017 8:30 Morning
  • Bid Bond: ብቢ ሎቱ ይፈላለ እዩ
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ብናይ ሴፍትኔት በጀት ዝተረከበ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ዉፅኢት ማዕድን ብፕሮፎርማ (SHOPPING) ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም።

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 17, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 23, 2017 5:00 Morning (closed)
  • Location: Atsbi
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 23, 2017 5:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ብናይ ዋን ዋሽ ዝተረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ጥዕና ኣብ ጣብያ ፈ/ወይኒ ማእከል ጣብያ ስላፕ ንምስራሕ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኢ/ማተርያልን ዉፅኢት ማዕድን ብፕሮፎርማ (SHOPPING) ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም።

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 17, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 23, 2017 5:00 Morning (closed)
  • Location: Atsbi
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 23, 2017 5:30 Morning
  • Bid Bond: ንኢ/ማቴሪያል 5000 ፡ ንውፅኢት ማዕድን 3000
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ኣብ ጊዘያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንቢሮና ማለት እዉን ንግልጋሎት ማይ ኣፅቢ እትዉዕል ሓንቲ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 17, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥሪ 7, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 7, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ኣብ ጊዘያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 16, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥሪ 7, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 7, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ምትሕብባር ሃፍቲ ወፃኢ ካብ UNDP-PSF በጀት ናይ ፈርኒቸራት ኣቑሑትን ንምግዛእ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 16, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 18, 2017 10:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 18, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት/Spare part/ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ኽዕድግ ይድሊ፣

  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 16, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 18, 2017 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 18, 2017 3:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤