በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት ሕዳር 8, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሕዳር 12, 2017 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሕዳር 12, 2017 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣብ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ግ/ምም/ር ትግራይ ኣርሚ 60 መ/ድ ብናይ ተወዳደርቲ ዝተማለአ ናይ ባኒ ማሽን ዘለዎም ንተጋደለቲ ኣባላት ፅሬቱ ዝሐለወ ባኒ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት ሕዳር 8, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 04:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 05:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 6,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

የኢ.ፌ.ዲ.ሪ ጉምሩክ ኮሚሽን የመቀሌ ቅርንጫፍ ጽሕፈት ቤት የተለያዩ አገልግሎቶች እና ዕቃዎችን ብቃትና ፍላጎት ያላቸውን ተጫራቾች በብሄራዊ ግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: እሁድ ኅዳር 8, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሮብ ኅዳር 25, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሮብ ኅዳር 25, 2017 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በየሎቱ የተለያየ ነው
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መጋረጃን ምንፃፍን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣክሱም ንቤት ፅሕፈትና ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት : ሞተርሳይክል: ማህተም : ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት ሕዳር 8, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሕዳር 12, 2017 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሕዳር 12, 2017 03:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: መሳርሒ 20000 : ፅሬት 2000 : ሞተርሳይክል : ማህተም : ፈርኒቸር 6000 ቅርሺ : ኤሌክትሮኒክስ 10000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ GCF ብዝተረከበ በጀት ኣብ ወረዳ ፃዕዳ እንባ ጣብያ ማይ መገልታ ንመስኖ ዝዉዕል ካዕቲ ሐደ ዓሚቆ ጉዳጎድ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 7, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 9, 2017 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ታሕሳስ 9, 2017 03:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

በዓል መዚ እቶት ክልል ትግራይ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 7, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሕዳር 23, 2017 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሕዳር 23, 2017 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት መዘጋጀ ከተማ ሳምረ ናይታ ከተማ ዝሰተ ማይ ዝርገሐ ዝዉዕል ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 7, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ጎማ መኪና : መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 7, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሕዳር 23, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሕዳር 23, 2017 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 20000 ሽሕ : ጎማ መኪና 10000 ቅርሺ: መሳርሒ ፅሕፈትን 20000 ቅርሺ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

መቐለ ዩኒቨርስቲ የተማሪዎች የምግብ ግብአት ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ኣርብ ኅዳር 6, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሮብ ኅዳር 25, 2017 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሮብ ኅዳር 25, 2017 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 150,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሓሓይለ ኣብ ክልተ 2017 ዓም በጀት ዓመት ናይ ቀደማይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈለላዩ ዓይነት መሳርሒ ፅሕፈትን :ናይ ፅሬት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 6, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 24, 2017 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 03:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 6,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/