ቤ/ፅ/ኣ/ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ናይ ከተማ ቦታ ብሊዝ ንምትሕልላፍ ብዝተቀመጠ አዋጅ ቑፅሪ 721/2004 አንቀፅ 8 ንኡስ አንቀፅ 1 ኣብ ፊደል ተራ ቑፅሪ ካብ 'ሀ' ክሳብ ሠ ብዝተዘርዘረ መሰረት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎታት ንመንበርን፣ንግድን ሆቴልን ኣፀደ ህፃናትን ጠቕላላ 204 ዝተዳለወ ቦታታት ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ንምትሕልላፍ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 13, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሕዳር 26, 2017 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 03:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: ንመንበርን ኣፀደ ህፃናትን ትወዳደሩ ብር 3500.00 ከምእውን ንንግድን ሆቴልን ትወዳደሩ ብር 4000.00
  • የጨረታ ምድብ መሬትን ሊዝን/

በኢትዮጵያ የግብርና ስራዎች ኮርፖሬሽን መቐለ ቅርንጫፍ የሚገኙ የተለያዩ የምግብ እህልና ብጣሪ በጨረታ መሸጥ ይፈልጋል፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ኣርብ ኅዳር 13, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ማክሰኞ ኅዳር 17, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ማክሰኞ ኅዳር 17, 2017 04:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

Save the Children Tigray area Office, Mekelle (TAO) invites all eligible suppliers to bid for the supply and installation of solar PV electrification system at Ahsea, Jira and Semema.

  • የተለቀቀበት ቀን: Friday 22nd, November 2024 12:00 pm (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: Friday 06th, December 2024 9:30 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Friday 06th of December 2024 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ Electrical Equipment & Accessories/ Electro-Mechanical Products and Services/

ጣብያ ጥዕና መቐለ ን2017 ዓ/ም ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፣ፅሬት ኣቅሑት ፣ሕትመትን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 12, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 06:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 08:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ንናይ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ኣቁሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 12, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሕዳር 26, 2017 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሕዳር 26, 2017 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኤጀንሲ ስታቲትሲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2017 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ዓይነት መሳርሒ ፅሕፈትን መኪና ጎማን ባትርን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 12, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሕዳር 26, 2017 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሕዳር 26, 2017 03:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: ብቢ ሎት ይፈላለ አዩ
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

Mekelle University Invites Eligible Bidders for the Procurement of Renewable Energy Technology Transfer: Resource Assessment and Small-Scale Wind Turbine Technology Description: Renewable Energy Technology Transfer: Resource Assessment and Small-Scale Wind Turbine Technology

  • የተለቀቀበት ቀን: Thursday 21st, November 2024 12:00 pm (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: Thursday 19th, December 2024 8:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 30th of November -0001 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Engineering Related Consultancy/

ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሪክቶሪት ዕድጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ግልጋሎት ንዝህቦም ኣብያተ ፅሕፈት ካብኔ ሴክተሪያት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 12, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 11:31 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት መዘጃጋ ከተማ ዓድዋ ኣብ 2017 ዓም ንከይዲ ስራሕ ካብ ዝተመደበሎም በጀት ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈትን :ኣቅሑት ፅሬትን: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 12, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሕዳር 30, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሕዳር 30, 2017 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ንፅሕፈት መሳርሒን: ኣቅሑት ፅሬትን 15000 ቅርሺ ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ድማ 100,000.00 ቅርሺ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ስኒት ኣካዳሚ Bill of quantity ንምውፃእ ብጨረታ ከወዳድር ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 12, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ሕዳር 14, 2017 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/