ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ፍራሽ ብሁፁፅ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት የካቲት 30, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 2, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 2, 2017 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወ/ቆላ ተምቤን ኣብ ባጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ክስራሕ ልምዓት ሓለዋ ጥዕና ዘገልግል ናይ እንስሳት ሕክምና መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት የካቲት 30, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 9, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 9, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት ( Construction Matreials ) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት የካቲት 30, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 11, 2017 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 12, 2017 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

የመንግስት ሰራተኞች ማህበራዊ ዋስትና አስተዳደር ማይጨው ቅርንጫፍ ጽ/ቤት ለቢሮ አገልግሎት የሚውል ቤት ኪራይ በጨረታ ለሶስተኛ ጊዜ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳሜ የካቲት 29, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 15, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 15, 2017 4:05 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ቤት መዘጋጃ ፈረሰ ማይ አብ 2017 ዓም በጀት ዓመተ ዝተፈለላዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ህንፃ መሳርሒ: ናይ ህትመት መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒን : ናይ ኤሌክትሮነክስ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም የካቲት 29, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 18, 2017 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 18, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 40,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንሐረስቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ዘበናዊ ቆፎ ንህቢ ምስኣክሰሰሪኡ ዝተመረፀ ዓሌት ጫቂት ደርሆ ሳሶማለት እዉን ድዋል ናይ ስጋ እንቃቅሖን ዝኮና ከጫረት ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም የካቲት 29, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 9, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 9, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ሕርሻ መሺነሪ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ካብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንብረት ፅሕፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ንመስመር ፅገና ንሕድሳት መስመር ኢድ መሳርሐን ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፉቲንግታት ወይድማ HDP ትቦ መገጣጠሚ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም የካቲት 29, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 19, 2017 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: Atsbi
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 19, 2017 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዛታ ንኣብያት ዕዩ እቲ ወረዳ ኣገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈትን :ንኣቅሑት ሕትመት : ንኣቅሑት ፅሬት : ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ: ንናዉቲ ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም የካቲት 29, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 11, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 11, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: መሳርሒ ፅሕፈትን 5000 ቅርሺ :ንኣቅሑት ሕትመት 3000 ቅርሺ: ንኣቅሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ : ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 15000 ቅርሺ : ንናዉቲ ቢሮ 5000 ቅርሺ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም የካቲት 29, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 2, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 2, 2017 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር ዳናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ዕጉማት መራሕቲ ስድራ ናይ ምግቢ እታወትን ካልኦትን

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም የካቲት 29, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 3, 2017 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 6, 2017 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ /