ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ዝተኣከበ ድርቓ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 29, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 1, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 1, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/

ኢንተርኘራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገሰፁ ናይ ኮንስትራክሽን ላቑሑት ክዕድግ ስለዝደሲ እዚ ቅጥዒ ብምምሳስ ሕጋዊ ነጋዶ ከተጨዳደረ ይዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 29, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 1, 2017 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 1, 2017 9:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ንናይ ክዳን ሳሙና ብፕሮፎርማ አወዳድርካ ክንገዝእ ንደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 1, 2017 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 1, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/

Tigray Water and Energy Bureau now invite sealed bids from eligible bidders for the CONSTRUCTION OF FECAL SLUDGE TREATMENT PLANT, ACCESS, ROADS and DRAINAGE STRUCTURES WARE HOUSE AND SERVICE BUILDINGS

  • የተለቀቀበት ቀን: Tuesday 06th, May 2025 12:00 pm (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: Tuesday 03rd, June 2025 9:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 03rd of June 2025 9:15 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ምድብ Warehouse and Store/ House & Building Construction/ Road & Bridge Construction/ Water Works Construction/

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቛርን ልቓሕን ሚዛን ንበጀት ዓመት 2017 ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ቀወምቲ ንብረት (Furniture)ን ቀዋሚ ንብረት (Electronics) ኣቑሑትን ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 2, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 2, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ሓ/ዝ/መ/ሕ/ስ/ማ/ ኩለመዳይ ጎፍላና ናይ ደገ ኦዲተር ኣጫሪትና ኦዲት ክነግብር ዝስዕቡ መስፈርቲ ዘማለእኹም ኦዲተራት ንክትወዳደሩ ንሕብር ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 1, 2017 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: -18, 1745 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ቤት ፅሕፈት ምልሻ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኖክስ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 1, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 1, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ 1 ናይ ንግዲ ገዛ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 13, 2017 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 13, 2017 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ማሕበር ዳናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ንተምሃሮን ካልኦት ክፋል ማሕበረሰብን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ምግቢ እታወት ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 4, 2017 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 5, 2017 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ምስ ገባሪ ሰናይ UNICF ብምትሕብባር ኤሌክትሮኒክስ ኮር I5 ዴስክ ቶፕ ኮምፒተር : A4 size Black and white printer : projector : ኮር I5 ላፕቶፕን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 27, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 5, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 5, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/