ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን ቀዳማይ ናይ እስቲድዩ ኣክሴቲክ ፅገና ጣዉላ ማዕፆን : ክልተ ናይ ምድሪ ቤት ምንፃፍ :ናይ ቀጥታ ፈነዉ ቀረፃን መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 28, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 28, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መጋረጃን ምንፃፍን/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ኣክሱም ን2017 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ንሕጋዊያን ነጋዶ ከጫርት ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 24, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 24, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከይዲ ስራሕ በጀት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንካልኣይ ዙር ንናይ ቤት ፅሕፈት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ካዳሰርት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ደቀቅቲ መሳርሒታት :ተሽከርከርትን : ኤሌክትሮኒክስ :ቀዋሚ ንብረትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 28, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 28, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ንኤሌክትሮኒክስ : ተሽከርክርቲን ነንሕድሕድ 18000 : ንፅሕፈት መሳርሒ 16000 : ንቀዋሚ ንብረት 15000 : ንደቀቅቲ መሳርሒ 3000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሓዉዜን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ ከተምኡ ማዋቅራዊ ፕላን ማለት እዉን ስተራክቸራል ፕላን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 24, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 24, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 1,500.00
  • የጨረታ ምድብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

ኮምሺን ፖሊስ ትግራይ ቀዳማይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒንኣናእሸተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ካልኣይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ሳልሳይ ንዝትፈላለዩ ንዝሕተሙ ናይ ሕትመት መዘጋብቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 1, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 1, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ይ ፅሕፈት መሳርሒንኣናእሸተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን 25000 : ካልኣይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 30000 : ሳልሳይ ንዝትፈላለዩ ንዝሕተሙ ናይ ሕትመት መዘጋብቲ 10000 ቅርሺ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፃን ኣብ 2017 ዓም ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ፅገና ማእከል ዕደጋ ሜዳ ዓጋመ ብደረጃ BC/B/GC ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 2, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 2, 2017 3:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ንተሽከርከርቲ ዝኮን መለዋወጢ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 30, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 30, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኤክስከባተር(xcmg) ፥ ኤክስከባተር ፥ ዊል ኤክስከባተር JON YANG ንብረታት ናይ ትካል ኢትዮ ብረታ ብረት ኢንጅነርንግ ግሩፕ ንክሽወጡ ክፍለ ከተማ ሰሜን ወረዳ ቤት ፍርዲ አዚዙ ኣሎ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 30, 2017 2:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 30, 2017 6:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መኪና ሓራጅ/

ቢሾፍቱ ባስ 4-25015 ኢት ዝኮነት መኪና ናይ ትካል ኢትዮ ብረታ ብረት ኢንጅነርንግ ግሩፕ ብመበገሲ ዋጋ 6000000 ( ሽዱሽተ ሚልዮን ብር ) ንክትሽወጥ ክፍለ ከተማ ሰሜን ወረዳ ቤት ፍርዲ አዚዙ ኣሎ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 30, 2017 2:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 30, 2017 6:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መኪና ሓራጅ/

Mekelle University Invites Eligible Bidders for the Procurement of Chemical Materials

  • የተለቀቀበት ቀን: Wednesday 23rd, April 2025 12:00 pm (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: Thursday 08th, May 2025 1:23 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Thursday 08th of May 2025 1:57 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Chemicals and Reagents/ Laboratory Equipments/