የትግራይ ልማት ማሕበር |FRS እንዲሁም IPSAS ለመተግበር ብቁ አማካሪዎች በጨረታ በማወዳደር አገልግሎት ማግኘት ይፈልጋል፡፡ በዚሁም መሰረት ተጫራቾች፡-

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ መጋቢት 2, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሮብ መጋቢት 17, 2017 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሮብ መጋቢት 17, 2017 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ/ ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ሞተር ሳይክላት ኣጫሪቱ ክዕድግን ንስራሕቲ መስኖ መሰተ ማይ ዝዉዕላ ናይ ማይ ስተራክቸራት ከስርሕን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ፍረወይኒ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ንሞተርሳይክልን ንህንፀት ስራትራክቸር መሰተ ማይ ንሕድሕዶም ብር 40000 ብር : ንህንፃ ስትራክቸር መሰኖ ማይ ድማ ብር 10000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ካብ ካሊእ በጀት ኤሌከትሮኒክስ ኣቅሑትን : ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ካብ ስሩዕ በጀት ዝተፈላለዩ ሕትመታት ካብ ሲፍቲኔት በጀት ናይ መኪና ጎማ ምግዛእ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ንምግዛእ ወይድማ ንምሕታም ብምድብ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ሎት ሐደ ሎት ክልተ ንሕድሕድ ሰነድ ዘይመለስ ብር 150 : ሎት ሰለሰተ ሎት ኣርባዕት ዝርዝር ንብረታት ንሕድሕድ ሰነድ ዘይምለስ 100
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: ሎት ሐደን ሎት 25000: ሎት ክልተ ብር 50000 :ሎት ሰለሰተ 10000 : ሎት ኣርባዕተ 5000
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይቅነጣል ንሓደሽቲ ዝስፋሕፋሐ መንደራት ዝዉል ኮንኮሪት ፖል ማለት እዉን ዓምዲ መብራህቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ክዕድም ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መጋቢት 12, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይ ቅነጣል
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መጋቢት 12, 2017 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ክልል ትግራይ አብ ናይ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ናይዚ ትካል ዘለዋ ዝተበላሸዋ Office Machine ብፕሮፎርማ ምልክታ አወዳዲሩ ውዕሊ አሲሩ ከፀግን ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መጋቢት 4, 2017 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መጋቢት 4, 2017 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ስፔር ፓርት ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መጋቢት 3, 2017 10:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኮንስትራክሽን ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መጋቢት 3, 2017 10:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቢሮ ፋይንስን ምትሕብባር ሃፍትን ካብ Calm በጀት ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ መደበኛ በጀት ዝተፈላለዩ ሕትመታት ካብ ሴፍትኔት በጀት ናይ መኪና ጎማ ንምግዛእ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ንምግዛእ/ንምሕታም ብምድብ/LOT/ መቒሉ ማለት እውን፡- ምድብ-HOT-1- ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት፣ ምድብ-2/LOT-2 - ናይ ዝተፈላለዩ ሕትመታት ምድብ-3/LOT-3፡- ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ምድብ-4/LOT-4- ናይ መኪና ጎማ ኣቑሑት ክገዝእ/ከሐትም ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላላ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላላ እዩ
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንዳሬክቶሬት ዳሬክተር ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ካብ Calm በጀት ናይ ፈርኒቸራት ኣቑሑትን ንምግዛእ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መጋቢት 3, 2017 10:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መጋቢት 4, 2017 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንግሪነሪ መሰልጠኒ ዝውዕሉ ኣቕሑት ማለት እውን ፦ ናይ ፅሬት ኣቕሑት ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቕሑትን ናይ ጨርቂ ስፌት ( ኮምፕላሰን) ንን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መጋቢት 4, 2017 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መጋቢት 4, 2017 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/