ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ ሽራሮ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ:ትቦታት ማይን መገጣጠምን :መሳርሒ ህንፃ :መለዋወጢ አቁሑት መኪና: ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አቁሑን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 23, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 6, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 6, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ኣብቲ ከተማ ንዝረከብ ሴክተር አብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፋላለዮ አቁሑት ብስሩዕ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 23, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 7, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 7, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

መከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተረፕራይዝ መቀለ ደንጎላት ሳምረ ፊናርዋ መንገድ ስራ ፕሮጀክት አገልግሎት ለሰረቪስ አገልግሎት የሚዉል ደረጃዉን የጠበቀ ከ2004 ሞዴል በላይ የሆነዉ ሚነባስ መኪና በግልፅ ጨረታት አወዳድሮ ለመከራየት የፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ መስከረም 22, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 30, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 30, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ጎማ መኪናን ናይ ፅሬት አቁሑትን ናይ ኤለክትሮኒክስን ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዚ ዘፈር ዝተዋፈሩ ሕጋዉያን ነጋዶ አወዳዲሩ ከጫርት ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 22, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 3, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 3, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብ ዝክረ ሰማእታት ቤት ትምህርቲ ካልኦት ሴክተራት ግልጋሎት እናሓቡ ዝነበሩ ዘገልግሉ ንብረት ኮምፒተር ፕሪንተር ፎቶ ኮፒ ሓፂን ወናብርቲ ወዘተ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 22, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 29, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 29, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒመለዋወጢ አቁሑት መኪናን ጎማን ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 22, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 2, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 2, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

Mekelle University wants to to hire contractors and consultants for the construction and supervision of projects in all campus of the university from national and international bidders who fulfill the following criteria

  • የተለቀቀበት ቀን: Monday 02nd, October 2017 12:00 am (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Sunday 29th, October 2017 12:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Sunday 29th of October 2017 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ House & Building Construction/ Water Works Construction/ Engineering Related Consultancy/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት ማለትዉን መሳርሒ ፅሕፈት ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕል አፋዉስን ፀረባልዕን ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ቢሮ መለዋወጢ አቁሑት መኪናን ሳይክልን ናዉቲ ፅሬት መሳርሒ ህንፃ መለዋወጢ አቁሑት ቡንባ ዕጥቂ ስፖርትን ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ደቀቅቲ ሸቀጣትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድገ ስለዝደሊንተወዳደርቲ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 19, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 6, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 6, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማይጨዉ ፓሊቴክኒክ ኮሌጅ አብ 2009 ዓም ናይ ህንፃ መሳርሒ/ማኒፋክቸሪን ኮንስተራክሽን ንዋተርን ቴክኖሎጂ :ኤለክተሪካል ቴክኖሎጂ: (IT) ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን ፅሕፈት መሳርሕንብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 19, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 2, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 2, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ንአብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ዜብራ ቀለም: ምሩፅ ሓመድ ምምራት(ዶዘር ክራይ): አትክልቲ :መነፃፀሪ ክብደት ሚዛንን: ነዳድን: ናይ መኪና ጎማን ባይሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 19, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 3, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 3, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ማሽነሪ ክራይ/