ትካልና ጎዳ ጥርሙዝን ብርጭቆን ኣክስዩን ማሕበር ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ምብራቅ ኣብ ዝርከብ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ንዘጣይሾ ናይ ጠርሙዝ ብርጭቆን መምርቲ ፋብሪካ ናይ ሰራሕተኛ መንበርን መተካእታ ቤት ትምህርቲን አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 10, 2009 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 17, 2009 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 18, 2009 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

The tigray water works study ,design and supervision enterprise have allocated a budget towards the procurement for the provision of necessary labor ,material and equipment for the construction works of Tigray water works study, design and supervision enterprise for office building project that is intended to be bulilt at Mekelle city near Adiha square

  • የተለቀቀበት ቀን: Thursday 20th, October 2016 12:00 am (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Friday 18th, November 2016 12:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Friday 18th of November 2016 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 500,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ House & Building Construction/

Afar pastoralist development association(APDA) in cooperation with GIZ wants to invite all interested and eligible bidders to construct water spreading weir in Kori Woreda,Zone 1,Afar Region,Ethiopia for the project called “improving livelihoods through environment rehabilitation”

  • የተለቀቀበት ቀን: Thursday 20th, October 2016 12:00 am (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Saturday 22nd, October 2016 12:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Afar
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 24th of October 2016 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ Water Works Construction/

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ብናይ መደበኛ በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ምድብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ አቑሑ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 10, 2009 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 25, 2009 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 25, 2009 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ኣብ 2009 በጀት ዓመት ቀዳማይ ዙር ዕደጋ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 10, 2009 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 23, 2009 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 23, 2009 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 7,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኤጀንሲ ልምዓት ኣብያቲ ከልል ትግራይ አብ መቐለ ንዝርከብ ቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ናይ ፅሬት መሳርሒ ንተጫረቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 10, 2009 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 25, 2009 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 25, 2009 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ 2009 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ከለር ፕሪንተር ቀለም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 10, 2009 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 24, 2009 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 24, 2009 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

የወልቃይት ስኳር ልማት ፕሮጀክት ምድብ 1 የፅህፈት መሳሪያ ዕቃዎች ምድብ 2 የፅዳት ዕቃዋች ምድብ 3 የህትመት እቃዎች ምድብ 4 የካንቲን እቃዎች ምድብ 5 የኤሌክትሪክ ዕቃዎች ምድብ 6 የኤሌክትሮነክስ ዕቃዎች ምድብ 7 አግዳሚ ወንበር ምድብ 8 የህንፃ መሳሪያ ዕቃዎች ምድብ 9 የተሸከርካሪ መለዋወጫ ዕቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ከዚህ ቀጥሎ ባሉት መስፈርቶች የምታሟሉ ተጫራቾች እንድትወዳደሩ ይጋብዛል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምት 10, 2009 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምት 18, 2009 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወልቃይት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምት 18, 2009 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

መቐለ ሆስፒታል ምግብን ንዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሰርሒ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 10, 2009 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 18, 2009 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 18, 2009 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ዓመት ን2009 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፅሬትን :ኤለክትሪክ አቁሑት: ናይ መኪና ጎማን :ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ አቁሑት :ዘይትን ቅብኣትንብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዚኢት ክፍፅም ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 9, 2009 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 17, 2009 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 17, 2009 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/