ኣብ ወረዳ ፀገዴ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን አዉሮራ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ትቦን መገጣጠምን: መሳርሒ ፅሕፈት :ክንክን መሳርሒ: አቁሑት ማይ :አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ኬሚካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 7, 2009 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መስከረም 24, 2009 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: አዉሮራ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መስከረም 24, 2009 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ከተማ ሽራሮ ን 2009 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ኮምፒተራት ናይ ኮምፒተር አክሰሰሩን: ሳይክልን: ዓረብያ መመላለሲ ጎሓፍ :ሕትመት :ናይ መኪና ሰርቪስ ፅገና :ቀወምቲ ንብረት: ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት: ናይ ስፖርት ዕጥቅን: ዝተፈላለዩ መፅሓፍትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 7, 2009 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መስከረም 20, 2009 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መስከረም 20, 2009 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 16,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ማይጨዉ አብ 2009 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ናይ ህንፃ መሳርሒ ማለትዉን ማንፋክቸሪንግ ቴክኖሎጂ ኮንስትራክሽን ቴክኖሎጂ ዋተር ቴክኖሎጂ አዉቶሞቲቭ ቴክኖሎጂ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኤለክትሪክ ቴክኖሎጂን መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 7, 2009 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መስከረም 20, 2009 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መስከረም 20, 2009 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

INVITATION TO BID FOR THE Construction of Class room block

  • የተለቀቀበት ቀን: Friday 16th, September 2016 12:00 am (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Friday 23rd, September 2016 12:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Friday 23rd of September 2016 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ House & Building Construction/

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካበዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይቢሮ አቁሑት ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 6, 2009 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መስከረም 17, 2009 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መስከረም 17, 2009 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ቪድዩ ካሜራ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 6, 2009 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መስከረም 19, 2009 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መስከረም 19, 2009 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሕፍትና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 6, 2009 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መስከረም 13, 2009 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መስከረም 13, 2009 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ምኽሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ስራሕቲ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ንዓመት ዉዕሊ ብምእሳር ከሕትም ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 5, 2009 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰንበት መስከረም 15, 2009 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰንበት መስከረም 15, 2009 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት አብ 2009 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ (ከም ፕሪንተር :ላፕቶፕ ካልኦት): ሕትመት ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰረት ጌርኩም ክትወዳደሩ እትደልዩ ብኣኽብሮት ፃዉዒት የቕርብ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 5, 2009 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መስከረም 19, 2009 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መስከረም 19, 2009 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ መድሓኒታት ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 5, 2009 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መስከረም 18, 2009 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መስከረም 18, 2009 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/