ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወርዒ ለከ ንአገልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬት : ኣቅሑት መሳርሒ ቢሮን ህንፃን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድይ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 29, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 12, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 12, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ አላማጣ ንመስራያ ቤትና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ናይ ስዊች ቦርድ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 29, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 6, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት:
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ዝርዝሮም ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ዘገልገሉ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ክሸየጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 29, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 6, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 6, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሃገረ ሰላም ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ያመሃ ሞተር ሳይክል አጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብ ቤት ፅሕትና መረዳእታ መሲድኩም ክትጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 28, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 16, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሃገረ ሰላም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 16, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኩሓን ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ቢሮ ኣቅሑት 1 ፅሕፈት መሳርሒ 2 ኤሌክትሮኒክስ. 3 መኪና ስፔር 4 ፈርኒቸር 5 ሕትመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 28, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 11, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኩሓ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 11, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ : ፈርኒቸር : መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍዕም ይደሊ ስለዝይ እዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትጫረቱ ብግልፂ ጨረታ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 28, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 10, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 10, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 40.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ንናይ ወረድኡ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 28, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 11, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 11, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ንናይ ወረድኡ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 28, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 11, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 11, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

በትግራይ ክልል ኮንስትራክሽን መንገድና ትራንስፖርት ቢሮ ዳይሬክቶሬት ሕንፃ ዲዛይንና ኮንስትራክሽን በ2010 በጀት ዓመት ለአማካሪዎች ድርጅት አጫርቶ ለማሰራት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ኅዳር 26, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 20, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታኅሣሥ 20, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/