ደደቢት ብድርና ቁጠባ ተቋም ዓ/ማ 2010 ዓ/ም የደርጅቱን ሒሳብ በጨረታ አወዳድሮ ኦዲት ለማስደረግ ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 10, 2011 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 14, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 14, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኦዲት ተዛማድኡን/ ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ/

The Mekelle Water Supply and Sewerage Services Office invites sealed bids from eligible bidders for Supply of One Set of (DN15 up to DN50) Automatic Water Meter Test Bench

  • የተለቀቀበት ቀን: Thursday 20th, September 2018 9:00 am (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Friday 19th, October 2018 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Friday 19th of October 2018 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ Building/Material Materials/ Construction Raw Materials/ Water Engineering Machinery, Equipment & Tools/

የትግራይ ልማት ማህበር ካሁን በፊት ሰርከስ ትግራይ ይጠቀምበት የነበረ ባለ 5000 ካሬ ሜትር ህንፃ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ማከራየት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሮብ መስከረም 9, 2011 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 25, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 26, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ካፌን ሬስትራንትን/ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ውቅሮ ደ/ከ/ስራሕ /ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ኣብ ሆስፒታል ውቅሮ ዝርከብ እንዳሻሂ ክበብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ /ከጫርት ይደሊ። ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ረቃሒታት መምርሒን እተማልኡ ነጋዶ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 8, 2011 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 22, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 22, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ካፌን ሬስትራንትን/ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፊነቱ የተወሰነ የግል ማህበር ፒቪሲ ፕሮጀክት ከዚህ እቃዎች ማለትም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሮብ መስከረም 9, 2011 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምት 9, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ፕሮጀክት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምት 10, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚዘበን ንዝበዓል ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ንተጉዓዝቲ መጓዓዝያ ዝኸውን መኪና 60 ሰብ ዝሓዛ 3 ኣውቶብስን ሓንቲ 15 ሰብን ትፅዕን ሃይሩፍን ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 9, 2011 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 23, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 23, 2011 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ብምትሕብባር ሰሙናዊ ፕሮግራም ፈነወ ቴሌቪዢን ማልት ኣለዋ እዚ መደብ ኣብ ምምሕያሽ ፅሬት ትምህርቲ ምምዕባል ባህልን ቋንቋን ናይ ባዕሉ እጃም ዘለዎ ኮይኑ ዝሓለፈ ዓመት ዶክመንተሪ ማለት እውን ሰነዳዊ ፊልም ስራሕቲ ማልት፣ ውድድር ተምሃሮ 2ይ ብርኪ፣ ተኸተታሊ ድራማ ክጋውሑ ሓግዮም እዮም ። ሰለዝኮነ ኣብዚ ዓመት እውን ምስ ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ብምትሕብባር ነዚ ዓመት ዝሰርሖ ዝነበረ ስራሕቲ አጠናኺሩ ክቅፅለሉ ስለዝደለየ ማለት እውን ኣብ ምጥንኻር ፅሬት ትምህርቲን ምምዕባል ባህልን ቋንቋን ዝሕግዙ ዓመታዊ ፕሮግራማት ንምድላው ዝስዕቡ ረቃሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኽትጫረቱ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 9, 2011 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 18, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 19, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት/ ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ/ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/ ትምህርቲን ትሬይንግ/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዳባ ጉና ኣብ 2011 በጀት ዓመት ብመንግስቲ ዝተመደበ ስርዑ በጀት ንዝትፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ : ህንፃ ኣቅሑት ብረታ ብረት ኣቅሑት : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት: ፅሬት ኣቅሑት : ሳኒተሪ እንስታሌሽን : ክራይ አገልግሎት ሰርቪስ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክካረይን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 8, 2011 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 23, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: እንዳባ ጉና
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 23, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ፅሕፈት መሳርሒ : ኣዉቶ ሞቲቭ : ኮምፒተርን ተዛመድትን : ኤሌክትሮኒክስ : ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃን ብብርኪ ክልል ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 8, 2011 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 22, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሐመራ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 22, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/