አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን ሆስፒታሉ ን 2010 ዓም ንደቂሶም ዝሕከሙ ምግቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ጣፍን ጥረምረን: ጤል : ባኒ : ቅመማ ቅመማ : በርበረ : ክክዕ : ኣየዱን ዘለዎ ጨዉ : ናይ ቆርቆሮ ፃባ : እንቋቆሖ : ኣትክልትን ፍረምረን : ናይ ምግቢ መቅረቢ(ምግብና ኣቑሑ )ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 4, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሓምለ 18, 2010 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሓምለ 18, 2010 08:45 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናገዛ ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቢሮ ሕርሻ ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ካብዚ ቀፂሎም ዘገልገሉ አቅሑት ኣብ ምግዛእን ምሻጥን ዝተዋፈሩ ወይ ኣብቲ ዝጫረትዎ ኣቅሓ ተዛማዲ ስራሕ ዝተዋፈሩ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሓምለ 2, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሓምለ 16, 2010 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሓምለ 16, 2010 08:15 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

በኤጀንሲ ማእድንና ኢነርጂ ክልል ትግራይ ዉስጥ የሚገኝ ባዩጋዝ ፕሮግራም ማስተባበርያ ዩኒት ከዚህ በታች የተገለፁትን የኣባዱላ LAN-25 መኪና ስፔር በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ ሐምሌ 2, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሮብ ሐምሌ 11, 2010 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሮብ ሐምሌ 11, 2010 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቐረብ መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ አብ በጀት 2010 ዓም ካብ ዘለዉዎ ዘገልገሉ ንብረታት ማለት ሓፂን ትቦ ማይ መገጣጢኣምን ብተወሳኪ ድማ ቁርፅራፅ ትቦታት ካልኦት ሓፂነ መፂን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሓምለ 2, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሓምለ 18, 2010 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ፍረወይኒ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሓምለ 19, 2010 03:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2010 ዓ/ም ስራሕቲ ግሪነር በዚ ዘፈር ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ:

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሓምለ 2, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰንበት ሓምለ 15, 2010 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰንበት ሓምለ 15, 2010 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/

104.4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቀለ ሃይብሪድ ቴሌፎን ባለ ስድስት መስመር በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሓምለ 2, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሓምለ 18, 2010 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሓምለ 18, 2010 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

የኣላማጣ ከተማ ንግድና ዘርፍ ማህበራት ምክር ለፅህፈት ቤቱ አገልግሎት የኣፊስ ፈርኒቸር እቃዎችን በግልፅ ጨረታ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ ሐምሌ 2, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: እሁድ ሐምሌ 8, 2010 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: እሁድ ሐምሌ 8, 2010 03:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛ ፈርኒቸር/

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ናይ ዋይ ፋይ(WiFi) ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ ተጫረት ንክትጫረቱ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሓምለ 2, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ሓምለ 7, 2010 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ሓምለ 7, 2010 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓመት ዝተፈላለዩ አገልግሎት ንምርካብ ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ ምሰዓራይ ትካል ትዉዕሊ ንክኣስር ብምድብ ሐደ ናይ ዓበይትን ኣናእሸተይን ፅገናን ሰርቪስን : ክልተ ናይ ሻራ ባናር ስራሕቲን ዝህብ ትካል ከወዳድር ብክብሪ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሓምለ 2, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሓምለ 17, 2010 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሓምለ 17, 2010 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብምጭራት በቢእዋኑ ንምግዛእ ንሽድሽተ ወርሒ ብምእሳር ክትገዝእ ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሓምለ 2, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሓምለ 13, 2010 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሓምለ 13, 2010 08:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/