ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ንወረዳ ለዕላይ ማይጨዉ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ነዞም ዝስዕቡ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ክተማልኡ ይግባእ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 29, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 29, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ካብ መንግስቲን ብዝተፈቀደሉ በጀት ንሆቴል ማኔጅመንት ንምግቢ ምድላው ዘድልዩ ዝተፈላለዩ ኣቑሑ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ክኣስር ይደሊ ስለዚ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 24, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 24, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

104.4 ሬዲዮ ኤፍ ኤም መቐለ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 30, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 1, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ናይ ፅሬት ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ።ስለዚ እዞም ዝስዕቡ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብግልፂ ጨረታ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 24, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 24, 2011 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወ/ኣሕፈሮም ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ወ/ኣሐፈሮም ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ክግዛእ ሰለዝደለየ ምልክታ ግልፂ ጨረታ ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 27, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣሕፈሮም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 27, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

በኤጀንሲ ማእድንና ኢነርጂ ክልል ትግራይ ዉስጥ የሚገኝ ባዩጋዝ ፕሮግራም ማስተባበርያ ዩኒት ከዚህ በታች የተገለፁትን ለባዮ ጋዝ ኣገልግሎት የሚውሉ የህንፃ መሳሪያ እቃዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልጉ ሕጋዊ ነጋዴ የሆናቹሁ እንድትወዳደሩ ይጋብዛል::

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ጥቅምት 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምት 27, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምት 28, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

በኤጀንሲ ማእድንና ኢነርጂ ክልል ትግራይ ዉስጥ የሚገኝ ባዩጋዝ ፕሮግራም ማስተባበርያ ዩኒት ከዚህ በታች የተገለፁትን ለባዮ ጋዝ ኣገልግሎት የሚውሉ የህንፃ መሳሪያ እቃዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልጉ ሕጋዊ ነጋዴ የሆናቹሁ እንድትወዳደሩ ይጋብዛል::

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ጥቅምት 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምት 27, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምት 28, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንዘለዎ መካይን ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቑሑት ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 15, 2011 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 15, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኩሓ ሆስፒታል ንትካልና ግልጋሎት ዝዉዕል (Equipment /High Pressure Auto clave / ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት ሕጋውያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብኽብሪ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 3, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኩሓ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 3, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/