ኣብ ቤት ፅሕፈት ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ኣብ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ጣብያ ኣማኒት ቁሸት ዓዲ ልሕፂ ዝስራሕ 2ተ ራህያ ንመስተ ማይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ብማሽን ክነኩዕት ስለዝደለና ነዚ ረቋሒ እተማልኡ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 6, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ደጎዓ ተምቤን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 6, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/ ማሽነሪ ክራይ/

ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ብ/ክ/መ/ትግራይ ንቢርኡ ዘገልግል ናይ መኪና ፖሊስ 4-0037 ሞዴል 166 ሃይሉክስ ናይ መኪና ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 27, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 27, 2011 8:31 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ መ/ልምዓትን ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል መ/ስፔርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 28, 2011 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 28, 2011 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 29, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 29, 2011 9:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ፈርኒቸር ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 29, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 29, 2011 9:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 29, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 29, 2011 9:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 29, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 29, 2011 9:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ሰርቪስ 20 000 ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 29, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 29, 2011 9:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ኣልሙኒየም በሪ ማዓፁን መስኮትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 29, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 29, 2011 9:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ኣብ 2011ዓ/ም ንግልጋሎት ቤት ትምህርቲ ዝውዕሉ ናይ ውሽጥን ቤት ት/ቲ መንገዲ ክልተ ወሰኑ ብእምኒ መንደቅ ብፀፀር/ጃህያ/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 27, 2011 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 27, 2011 5:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/