ፋብሪካችን ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢንዳስትሪ አክስዩን ማህበር መቐለ ፔፕሲ ኮላ ፋብሪካ የተለያዩ ዓይነት የአደጋ መለካከያ ( ሴፍቲ ማተሪያልስ) እና የፅዳት ዕቃዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ ኅዳር 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 10, 2011 8:15 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታኅሣሥ 10, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/

ቢሮ ጉዳይ/መናእሰይ/ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣቅሑት ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሕዳር 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 5, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 6, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓዲ ረመፅ ኣብ 2011 ዓ/ም ኣብ ጣብያ ደጀና ፍሉይ ቦታ ካዛ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዓይነት ፀፀር ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።ዓይነታት ፀፀር ብግምት በዓል 01 400m3 ፣ በዓል 02 ፀፀር 300m3 ፣በዓል 03 ፀፀር 600m ፣

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሕዳር 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 5, 2011 7:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 5, 2011 8:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2011 በጀት ዓመት ዘድሊ ሎት 1 ናይ ሰራሕተኛታት ናይ ስራሕ ኽዳንን ጫማን፣ ሎት 2 መጋረጃታት፣ ሎት 3 ዝተፈላለዩ ናውቲ ፅሬት ፣ ሎት 4 ዓራት፣ ሎት 5 ፀባ፣ ሎት 6 መሳርሒ ፅሕፈት፣ ሎት 7 መለዋወጢ ኣቅሑት ተሸከርከርቲን ማሽናትን ፣ ሎት 8 ንፅገናታት ዝውዕሉ መፋትሕን ማሽናትን፣ ሎት 9 ዲስክ ቶፕ ኮምፒተራት፣ ሎት 10 GI ከምኡውን DCI ቱቦታትን መገጣጠምታትን ሎት 11፣ GI ከምኡውን GS ቱቦታትን መገጣጠምታትን፣ ሎት 12 HDPE መገጣጠምታትን GI GS ቱቦታትን መገጣጠምታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ሕጋውያን ተወዳደርቲ ጨረታ ሰነድ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሕዳር 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 3, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 3, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / መጋረጃን ምንፃፍን/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዓድዋ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ንግልጋሎት ዝውዕል ኬምካል ማለት ውን ካልሲየም ሃይፖ ክሎራይድ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትውዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሕዳር 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 10, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 10, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 40,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/

ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለ ንህንፀት ሓፁር ኢግዚቭሽን ማእኸል ዝውዕል ሓሸዋ፣ ጃህያይ፣ እምኒን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 22, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 29, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 29, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መኽዝን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

Ethiopian Catholic Church Social Development Commission ECC-SDCOAD, invites bidders for he consultancy services to conduct “Project final Evaluation to participating consultancy firms fulfilling the following minimum criteria .any contracting firm /bidder should get bid documents after approval of the legal criteria described here in under from ECC-SDCOAD offices both in adigrat and mekelle.

  • የተለቀቀበት ቀን: Saturday 01st, December 2018 10:08 am (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Tuesday 04th, December 2018 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 04th of December 2018 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ Financial Consultancy/ Legal Consultancy/

ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለ ንህንፀት ሓፁር ኢግዚቭሽን ማእኸል ዝውዕል ዝስዕቡ ባህር ዛፍ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 21, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 29, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 29, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለ ንህንፀት ሓፁር ኢግዚቭሽን ማእኸል ዝውዕል ዝስዕቡ ሲሚንቶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 21, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 29, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 29, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መኽዝን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለ ንህንፀት ሓፁር ኢግዚቭሽን ማእኸል ዝውዕል ዝስዕቡ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 21, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 29, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 29, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/