የኢትዮጵያ ገቢዎችና ጉምሩክ ባለሥልጣን መቐለ ቅ/ጽ/ቤት ድርጅቶች የጽህፈት መሳሪያ እቃዎች፣ የፅዳት እቃዎች፣ የኤሌክትሮኒክስና የICT እቃዎች፣ የሰራተኞች ደንብ ልብስ፣ የቢሮ መገልገያ እቃዎች በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 25, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሕዳር 27, 2011 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በየሎቱ የተለያየ ነዉ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ትካልና ዲቢኤል ኢንዱስትሪ ሓ.ዝ.ው.ማሕበር ደረጃ “B”ን “ C”ን ተረፈ ምህርቲ (Knitting rags) በዝሒ 250 ኩንታል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ሰዓርቲ ናይ 03 (ሰለስተ) ኣዋርሕ ኩንትራት ክኣስርን ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ኣብ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ሕዳር 15, 2011 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኩሓ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ሕዳር 15, 2011 08:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቋሚ ንብረት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 18, 2011 06:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሕዳር 18, 2011 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዝሽወጡ/

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ምግቢ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 25, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሕዳር 25, 2011 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንኣገልግሎት ቢርኡ ዝውዕሉ ዲጅታል ካሜራን ፣ ቪድዩ ካሜራን ኤክስተርናል ሃርድ ዲስክ ንናይ ኢንተርኔት ሲይስተም ግልጋሎት ዝውዕሉ ሲስኮ ስዊች ፣ ስዊች 24 ፖትስ ጊጋባይት ኢንሀርኔት መፅናዕቲ ውፅኢታውነት ስልጠና ሞያ መማህራን ሓይሊ ሰብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ከስርሕን ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሕዳር 26, 2011 08:45 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሕዳር 26, 2011 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፍርዲ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንዝተፈላለዩ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ብዝተፈላለዩ ዘርፍታት ማለት ውን ሃለቅትን ቀወምትን ንብረታት ከም መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ቢስክሌታት፣ ናውቲ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሕዳር 28, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሕዳር 28, 2011 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ማሕበር ተከዘ 2009 ዓ/ሓ/መ/ አብ ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ፍሉይ ሽሙ ሚዘር ሰፈር ካሬ ብሎክ 44 Gተ1 መንበሪ ኣብ 3ተ ስፕሊት ዝተገበረ ኮይኑ ማሻሻታን ኮለንን መሊእካ መሬት (ግራውንድ) ሓደ ግዜ ንምህዳም ብቅዓት ንዘለዎም ካብ ደረጃ 9 ንላዕሊ ዝኮኑ ደ.ኣ.ን.ትዓበይትን ተኾናተርቲ ብምዕዳም ናይ ጉልበት ማሽነርን ስራሕቲ ከጫረት ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 11, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 07:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 08:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ማእከል ምርምር ሕርሻ ሽረ-ማይፀብሪ ብናይ መደበኛ በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሎት1 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ፣ ሎት2 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣቑሑት ክዕድግ ይደሊ ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 11, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 25, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይ ፀብሪ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሕዳር 25, 2011 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2011 በጀት ዓመት ዘድሊ ቪድዮ ካሜራ ካልኦት ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 11, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሕዳር 24, 2011 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሕዳር 24, 2011 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/