ማሕበር ባህሊ ትግራይ መፅሄት ከሕትም ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 7, 2011 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 7, 2011 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ንኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ማለት ናይ ምግብና መሳርሒ ኣቅሑት፣ ናይ ማይ መጠራቀሚ ሮቶ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ሞጎጎን ምድጃን ናይ ባኒ መጋገርን መልወስን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 10, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 10, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፅሬት ኣቅሑት፣ ሕትመትን ስፖርት ዕጥቂን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 12, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኩሓ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 12, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሸልፍ ኣቅሑት፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ፣ :ናይ መኪና ጎማ ፣ መኪና ስፔር ኣቅሑት፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 12, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 12, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ናይ መኪና ጎማ፣ ናይ ፈርኒቸርን ካልኦት ዘገልገሉ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 7, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 7, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ እንደርታ ንናይ ቤት ፅሕፈት ር/ህ/መንግስትን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 30, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 30, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 30, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 30, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብዕለት 06/02/2011ዓ/ም ቁፅሪ ጨ.ቁ 001/2001 ግልፂ ጨረታ ወፂኡ ንብረት ኣታዊ ዘይገበሩ ነጋዶ ስለዝተቀፅዑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 29, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 29, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ፈርኒቸር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 30, 2011 8:45 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 1, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክነስርሕ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 30, 2011 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 30, 2011 10:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/