ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ንኣብያተ ዕይኡ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ፅሕፈት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 29, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ የካቲት 13, 2011 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ የካቲት 13, 2011 08:45 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ትራንስ ኢትዮጵያ ሓ.ዝ.ው.ማሕበር ኣብ መቐለ ዋና መስሪያ ቤት ዝርከብ ናይ ትሬንግ ሰንተር በዓል 3ተ ደብሪ ህንፃ ፅሬቱ ዝሓለወ ናይ ፅሬት ግልጋሎት ንምርካብ በቲ ስራሕ ዘርፊ ዝተዋፈርኩም ትካላት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ንምእሳር ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ የካቲት 14, 2011 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ የካቲት 14, 2011 08:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈለላዩ ናይ ፅሬት ኣቅሑት / Sanitation materials/ ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምስራሕ ትደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ የካቲት 12, 2011 05:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ የካቲት 12, 2011 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨው ንቤት ፅሕፈት ፖሊስን ቤት ፅሕፈት ፀጥታን ምምሕዳርን ከተማ ማይጨው ግልጋሎት ዝውዕሉ ኮበርታን ሽርጥን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ በዚ ዘርፊ ንግዲ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ የካቲት 13, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ የካቲት 13, 2011 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ን ቤት ፅሕፈት ማይ መዓድንን ኢነርጅን ስራሕቲ ግልጋሎት ዝውዕል ዝርገሐ መስመር መስተ ማይ፣ጀነሬተር ሃውስን ፓምፕን ጀነሬተርን ፣ ሳፕላይን ኢንስታሌሽንን መፅገኒ ሓዊሱ ንደረጃ 8ተ ኣናእሽተይ ትካላት ንግዲ ስራሕቲ ህንፀት ማይ Water Construction ፍቃድ ዘለዎ ትካላት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ወይ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ የካቲት 18, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ የካቲት 18, 2011 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል : ናይ መኪና መለዋወጥን ኣቑሑን ጎማን ባትርን: መለዋወጢ ኣቑሑት ሳይክል፣ መለዋወጢ ኣቑሑ ሞተር ሳይክልን ባጃጅን፤ሞባይልን መለዋወጢ ኣቁሑት ሞባይል፣ ናይ ፓምፕ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ፣HDPR PPRን ቱቦታትን መገጣጠሚኡን ፣ ብረት ቱቦ መገጣጠሚን ቆፀርቲ ማይን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ሕጋዊያን ነጋዲ ዝኾንኩም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ የካቲት 11, 2011 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ የካቲት 11, 2011 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማሕበር ባህሊ ትግራይ ንቲዮታ ሃርድ ቶፕ ዝዓይነታ መኪና እቶም ተዘርዚሮም ዘለው ኣቅሓ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 06:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 03:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/