ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ፅቡቅ ዝርከባ ሚኒባስ ብምክራይ ምሳሕ ሰዓት ጥራሕ ግልጋሎት ሰርቪስ ንሰራሕተኛታት ዝህባ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንካረ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 5, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 6, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካርቦን ብሬሽ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 30, 2011 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 30, 2011 5:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 2, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 2, 2011 3:31 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት ውን ፈርኒቸርስ /መፅሓፍቲ መደርደሪ፣ ጠረጴዛን ወንበርን/ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ኤሌክትሮኒክስን ሓድሽ ሶፍትዌርን ኣፕሊኬሽን ሲስተም ዝውዕል ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ:-

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 13, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 14, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ ውሽጢ ዝርከብ ዝ/ዩ ኣብ ዘገልገሉ ኣቅሑት ኣብ ናይ 2011 ዓም በጀት ዓመት ንደቀቅትን ኣናእሽተይን ማሕበራት ሕጋውያን ነጋዶ ካልኦት ሕ/ሰብን ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 5, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 5, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ሳይ-ቴክ መፅሄት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 29, 2011 5:25 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 29, 2011 5:27 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ መኪና/ስፔር/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 17, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 18, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 12, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 12, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 60.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ን2011 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸር፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ንፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑትን ካብ ሕጋውያን መቅረብቲ በቲ ዘርፊ ካብ ዝተመዝገቡ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 12, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 13, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

በኢፌዲሪ በግል ድርጅቶች ሠራተኞች ማህበራዊ ዋስትና ኤጀንሲ ሰሜን ሪጅን ፅ/ቤት በ2011 በጀት ዓመት ከዚህ በታች በሉት የተዘረዘረዉን የአጥር ግንባታ ሥራ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ማሰራት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 28, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 18, 2011 2:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 18, 2011 2:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ስራሕቲ ሓለዋ/