ትሕዝቶ ምምሕያሽን ግዜ ምንዋሕን ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወለቅ ማሕበር ኣብ ከተማ ዉቅሮ ኣብርሃ ወኣፅባሃ ነበለት ፈላፍል ማይቅነጣል መንገዲ ፕሮጀክት ሎት ሐደ መንገዲ ነበላት ፈላፍል ማይ ቅነጣል ሎት ክልተ ዉቅሮ ነበለት መንገዲ ፕሮጀክትን ናይ ሮድ ማርኪንግ ስራሕቲን ብነኡስ ስራሕ ተቆራፂ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ከምዘጋወሐ ይፍለጥ እዩ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት ጥቅምቲ 16, 2018 ( ከ 5 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 04:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ትሕዝቶ ምምሕያሽን ግዜ ምንዋሕን ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወለቅ ማሕበር ኣብ ከተማ ዉቅሮ ኣብርሃ ወኣፅባሃ ነበለት ፈላፍል ማይቅነጣል መንገዲ ፕሮጀክት ሎት ሐደ ነበላት ፈላፍልን ማይ ቅነጣል መንገዲ ሎት ክልተ ዉቅሮ ነበለት መንገዲ ፕሮጀክትን ናይ ጋርድ ቪል ስራሕቲን ብነኡስ ስራሕ ተቆራፂ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ከምዘጋወሐ ይፍለጥ እዩ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት ጥቅምቲ 16, 2018 ( ከ 5 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 04:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ዳይሬክቶሪት ዳይሪክተር ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ናይ ፋይናንስ ኦፊስ ቢንች ወይ ድማ ባንኮኒ ንምስራሕ ስለዝደለየ ናይ ዉድ ዎርክ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 15, 2018 ( ከ 5 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/

ኢንስቲዩቲት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንአገልግሎት ቤት ዕዩ ዝዉዕላ ክልተ ሃርድ ቶፕ መኪና ክካረ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 15, 2018 ( ከ 5 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2018 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2018 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/

ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣብይቲ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ማለት እዉን ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድድ አለዎ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 15, 2018 ( ከ 5 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

በኢትዮጵያ ጉምሩክ ኮሚሽን መቀሌ ቅርንጫፍ ጽ/ቤት መጋዝን የሚገኙትን እቃዎች ማለትም የመኪና መለዋወጫዎች ፤ ፕላስቲክና የፕላስቲክ ውጤቶች ፤ የንፅህና መጠበቅያዎች እንዲሁም ሌሎች ልዩ ልዩ እቃዎች በጨረታ ኣወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳሜ ጥቅምት 15, 2018 ( ከ 5 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ማክሰኞ ጥቅምት 25, 2018 06:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ማክሰኞ ጥቅምት 25, 2018 07:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንተምሃሮ ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ፍርናሽን ካልኦት አቅሑትን ብጨረታ ከወዳድር ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2018 ( ከ 5 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2018 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2018 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ትራንስ ኢትዮጵያ ሃ/የ/የግ/ማሕበር የተለያዩ የከባድ መኪና መለዋወጫ ዕቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሮብ ጥቅምት 12, 2018 ( ከ 5 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ማክሰኞ ኅዳር 2, 2018 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ማክሰኞ ኅዳር 2, 2018 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክስስ ትገራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተሬት ዕደጋ ሩይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ገስጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2018 ( ከ 5 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2018 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2018 02:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ጊ/ምም/ር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሪክ ምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2018 ( ከ 5 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2018 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2018 03:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/