ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ካይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ሰርትፊኬት ዲፕሎማ ከሕትም ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሓምለ 23, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 25, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 25, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ሰራሕተኛ ማህበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2012 ዓም በጃት ዓመት ዝተፋላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ :ሕትመት : መኪና ባትሪ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሓምለ 22, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 9, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 9, 2011 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን2012 ዓም በጀት ዓመት አገልገሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሓምለ 20, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 6, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 7, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ትግራይ ባዮቴክኖሎጂ ማእከል ኣብ ዞባ መቀለ ክፍለ ከተማ ሰሜን ጣብያ ላጪ ኣብ ቀፅሪ እቲ ትካል ብደረጃ BC 8 /GC 8 ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሓምለ 20, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 3, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 4, 2011 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ናይ 2012 ዓም ኣብ ወረዳ ንዝርከባ መከይን ንዓመት ምሉእ አወዳዲሩ ክፅግን ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትጫረቱ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሓምለ 20, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 1, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ራያ አላማጣ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 1, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕትን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ስፔር ፓርት በፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሓምለ 20, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 23, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 23, 2011 4:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ሎሚ ዘበን 2011 ዓም ንዝካየድ በዓል ኣሸንዳ ምክንያት ብምግባር ነቲ ብሓባር ሃፍቲ ብምትእልላሽ ብድሙቅ ኩነት ከብዕሎ ስለዝደለየ ፕሮሞት ንምግባር ድልየት ዘለኩም በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሓምለ 20, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 24, 2011 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 24, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ሎሚ ዘበን 2011 ዓም ንዝካየድ በዓል ኣሸንዳ ምክንያት ብምግባር ነቲ በዓል ዘዳምቁ ስቴጅ መድረክ: ላይት መብራህቲ: ሳዉንድ ሲስተም: ርችት: ድንካናት :ኣናእሽተይ ስቴጃት: ወናብር :ምናፃፍ :ፋዉንቴን :ተፈጥራዊ ዕንባባታት :ካልኦትን ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሓምለ 20, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 10, 2011 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 10, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ምልላይ ኣቁሑታት/ ኢቨንት ምዝግጃው/

ቢሮ ባህንል ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ሎሚ ዘበን 2011 ዓም ንዝካየድ በዓል ኣሸንዳ ምክንያት ብምግባር መፅሄት /ፅሑፍን ፎቶን/ ከሕትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሓምለ 20, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 24, 2011 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 24, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/