ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቐ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ቀፂሎም ዘለው ንብረታት ናይ ጀነሬተር ሼድ ወይ ፅላል በዝሒ 1 ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝድሊ ክትጫረቱ ትደልዩ ትካላት ብመሰረት እቲ ቀሪቡ ዘሎ እስፔስፊኬሽን ንክትጫረቱ ብክብሪ ይዕድም፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 26, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 30, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 30, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ኣብ ዉሽጢ ቀፅሪ ግቢ ናይ ሻሂ ክበብ ግልጋሎት ዘቅርቡ መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣጫሪቱ ዉዕሊ ኣሲሩ ክሰርሕ ይደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 26, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 29, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 29, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ካፌን ሬስትራንትን/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 30, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 30, 2011 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ደ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ኮብራ መኪናን ፣ ናይ ዓባይ ባስ መኪናን መለዋወጢ ኣቅሑትን ፋልትሮን ኣወዳዲሩ ክዕድግን ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 29, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 29, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

መቐለ ቤት ህንፀት ማእከል ንሕጊ ተሃነፅቲ ን 2012ዓ/ም ንሓደ ዓመት ማይን መብራህትን ብመንግስቲ ዝክፈል ዉዕሊ ኣሲሩ ምግቢ ከቅርብ ንዝክእል ሕጋዊ ነጋዳይ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 13, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 13, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ንናይ ወረዳ ቤት ፅሕፈታት መካይን ኢድ ዋጋ መስረሒ ጋራዥ ዝዉዕል ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 10, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ጣንቓ ኣበርገ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 10, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ንናይ ወረዳ ቤት ፅሕፈታት መካይን ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኮምፒተራት ፕሪንተራት ኢድ ዋጋ ኣገልገሎት ዝህብ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 10, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 10, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

መቐለ ዩኒቨርሲቲ ጤና ሳይንስ ኮሌጅ ዓይደር ኮምፕሬሄንሲቭ እስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ለ2012 ዓ.ም በጀት ዓመት አገልግሎት የሚውሉ የተለያዩ እቃዎችን በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሐምሌ 25, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሐሴ 9, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሐሴ 9, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በየሎቱ የተለያየ ነው
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ንናይ ወረዳ ቤት ፅሕፈታት ዝዉዕል ዝተየፈላዩ ናይ ሞተር ሳይክላት ኢድ ዋጋ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 10, 2011 2:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ጣንቓ ኣበርገ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 10, 2011 2:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ሞተርሳይክል/

መቐለ ዩኒቨርሲቲ ኢንስቲትዩት ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን እቃዎች በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 15, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 15, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በየሎቱ የተለያየ ነው
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/