ቢሮ ሳይንስ ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ናይ ሃይሎክስዳብል ካፕ መኪና ዝተፈላልዩ ስፔራት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ካብዚ ንታሐቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትኽእሉ ምኻንኵም ንሕብር

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 7, 2012 11:25 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 7, 2012 11:27 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና አቁሑትካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳደዲሩ ክረክብ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 7, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 7, 2012 3:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና አቁሑትካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳደዲሩ ክረክብ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 7, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 7, 2012 3:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቐ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ቀፂሎም ዘለው ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሕታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለ ዝድሊ ክትጫረቱ ትደልዩ ትካላት ብመሰረት እቲ ቀሪቡ ዘሎ እስፔስፊኬሽን ንክትጫረቱ ብክብሪ ይዕድም፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 14, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 14, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘሎዎም ንብረታት ዘገልገሉ ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጥምን : ፅሕፈት መሳርሒ፣ኤሌክትሮኒክስ፣ ኤሌክትሪክ፣ ናይ መኪና ጎማን ካላማደርያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 23, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 23, 2012 3:40 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 6,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖካብ ዘለዎ ናይ መስኖ ተሓራሳይ መሬት 2ሄ/ር ብዘመናዊ ጠብጠብታ ንዘልምዑ ኣካላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንክልተ ዓመት ብምክራይ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 17, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 17, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መሬትን ሊዝን/

ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ብዝተጠቀሰ ረቃሒ ኣማሊኡ ኣብዑር ከቅርበሉ ዝኽእል ካብ ዉልቀ ይኩን ካብ ማሕበራት ኣወዳዲሩ ብምልክታ ክዕድግ ይደሊ ዕድመ ማእኸላይ ካብ 6ተ ዘይበልፅ ትሕዝቶ ሰዉነቱ ሙሉእ ጥዕና ሙሉእ ክብደቱ ልዕሊ 300 ኪግ ስጋ ምስ ዓፅሙ ስጋ ብዘይ ዓፅሙ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 17, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 17, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 25, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 25, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ስፖርት ዕጥቂ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 6, 2012 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣግበ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 6, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ክዉገዱ ዝበሎም ናዉቲ ማለት እዉን ዘገልገሉን ዘየገልገሉን መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ፣ ኤሌክተሮኒክስ፣ ካልኦት ናዉትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 19, 2012 3:45 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 19, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/