ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ብዳይሬክተሬት ምዉፋርን ፣ፅገናን ተሽከርከርትን፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ኣብቲ ዘፈር ካብ ዝተዋፈረሉ ብቁዓትን ሕጋዊ መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 7, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 8, 2012 12:32 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ፅገና ሞተርሳይክል/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 7, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 7, 2012 4:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንቤት ፅሕፈት ፀጥታ ወረዳ ራያ ዓዞቦ ናይ መኪና ኣቁሑ ክጫረት ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 8, 2012 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 8, 2012 5:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትኮ/መ/ት ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ግዝኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ግልጋሎት ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 8, 2012 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 10, 2012 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ንዳ/ዳሬክቶሬት ምድላዉ ትልምን ክትትልን ገምጋምን ንዳ/ዳ/ ምድላዉ ትልምን ክትትልን ገምጋምን ታ.ቁ 4-01683 ት.ግ ሞዴል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተደፉ ትክእሉ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 7, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 8, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቀለብ ደርሁ ምጥን ፣ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 20, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 20, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ንቤት ፅሕፈት ግልጋት ዝዉዕል ሕትመት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ናይ መኪና ጎማ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 21, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 21, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ንቢሮ ፀጥታን ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝሩ ከም ዝስዕብ ይከዉን ናይ ቢሮ ፀጥታ ምም/ርን ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክተሮኒክስ ፣ ጀነሬተራት ኣቅሕትን፣ ዝተፈላለዩ ንብረታት ንክንዕድግ ዝወፀ ጨረታ ይምልከት

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 18, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 18, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

Save the children international sci is the leading independent non-profit for children intends to establish long term framework agreements 2yers though prequalification of suppliers for the different categories materials of constriction matererials furniture and metal work for supporting its operations in its tigray fo and hereby invest potential suppliers to submit a sealed tender in accordance to the instrucation statement of reqirement and general term and conditions hereunder

  • የተለቀቀበት ቀን: Wednesday 16th, October 2019 11:17 am (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Tuesday 05th, November 2019 11:40 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Thursday 07th of November 2019 2:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ Construction Material, Equipment and Machinery/ Office Furniture/ Metals Works/

ኣልመዳ ፋብሪካ ዓለባ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 1, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 1, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 200,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/