ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባኣላጀ ንኣጎልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት ወረዱኡ ዘገልግሉ መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ዉፅኢት ስራሕቲ ሓፂነ መፂን ፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ ኣቅሑ መለዋወጢ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ እቲ ጨረታ 25/02/2012ዓ/ም ክሳብ 11/03/2012ዓ/ም ዘይምለስ 50.00 /ሓምሳ ቅርሺ/ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ከይዲ ስራሕ ንብረትን ዕደጋን ፋይናንስን ብምዉሳድ ንክጫረቱ ብክብሪ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 10, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: እምባ ኣላጀ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 10, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ፋፂ ኣብ መኽዝን ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዝተኣከቡ ዘገልገሉ ንብረታት ከም ናይ ማይ ቱቦ ፣ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 10, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ፋፂ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 10, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ንኣጎልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት ኢንድስትሪያል ኣቅሑ ፣ መሳርሒ ኣቅሑ ህንፃ፣ ኣቅሑት ብረታ ብረት፣ መሳርሒ ፅሕፈት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 2, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሮብ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 2, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዛጋጃ ከተማ ሓዉዜን ንግልጋሎት ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ቁልፊ ስራሕቲ፣ ህንፃ መሳርሒ ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 12, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 12, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ናይ ፅሬት ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፊ ዝተዋፈርኩም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 27, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 27, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ዋና ቤት ፅሕፈት ህ.ወ.ሓ.ት ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፅሬት ፣ መኪና መለዋወጢን ፣ ኣቅሑ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 16, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 16, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ስቴሽነሪ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 27, 2012 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 27, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 26, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 26, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ካዛ ካፒታል ኣቅሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣ/ማ ቅድም ክብል ብክራይ ሊዝ መልክዕ ተወሲዶም ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑት ማለት ቫይቭሬተር ቴብል ትራንስፖርት ወገን ፕሪካስት ሞልድን ሚክሰርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 9, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 10, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ንብሄር ብሄረሰባት ግልጋሎት ዝዉዕል ባነር ንምሕታም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተደፉ ትክእሉ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 27, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 27, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/