የአፋር መንገድ ልማትና ትራንስፖርት ቢሮ ኤሮሊ-ኦብኖ ገጠር መንገድ ግንባታ ፕሮጀክት ስራ ላይ የሚሰማሩ ማሽኖችን እና ተሽከርካሪዎችን በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ለመከራየት ይፈልጋል፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ኣርብ ጥቅምት 28, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ኅዳር 8, 2012 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣፋር
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ኅዳር 8, 2012 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ን/ም/ር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 1, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 2, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

የትግራይ ክልል ኤሌክትሪክ አገልግሎት ለዲስትሪቢዩሽን ሥራዎች የሚውል የትራንስፎርመር ዘይት በጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳሜ ጥቅምት 29, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ኅዳር 15, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ኅዳር 16, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 320.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20,900.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝርከቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ብርኪ ደረጃ ዘለዉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፣ ናይ ግድግዳ ቀለማት ፣ ሳኒተሪ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎምናይ ዱንካናት ብረታትን ሻራታትን ፣ ኤሌክትሮኒክስ ሞተር ሳይክልን ካልኦት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 9, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 9, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

የትግራይ ክልል ኤሌክትሪክ አገልግሎት ለዲስትሪቢዩሽን መስመር ዝርጋታ የሚውል የተቀቀለ የእንጨት ምሰሶዎችን በጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳሜ ጥቅምት 29, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ኅዳር 15, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ኅዳር 16, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50,759.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት ኤጋ ቆርቆሮ ፣ RHS ፣ ቀለማትን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 11, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 11, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ሎት 1 ፅገና ግሪን ሃዉስን ስራሕቲ ዝርገሐ መስመርን ምግጥጣምን ኣብ ሑመራን መቐለን ሎት2 ካብ ሓፀን ዝስራሕ መቀመጢ ግሪን ሃዉስ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ብግልፂ ጨረታ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 15, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 15, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንኣብያተ ዕዩኡ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና ፣ሕትመት መፃሕፍቲ ፣ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ፣ ንኣካለ ጉድኣት ዘገልጉሉ ናዉቲ ዊልቸርን ፣ ክራንችን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክሕትም ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 15, 2012 3:45 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 15, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ስፔር ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 15, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 15, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 1, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 1, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/