ትካልና ደጀና ኬምካል ኢንጂነሪንግ ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነት ዘለዎም ናይ ሰራሕተኛታት ክዳዉንቲ ብልክዕ ኣስፊዩ ክዕድግ ስለዝደሊ ነዙይ እተማልኡ ሕጋውያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 28, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 29, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ትካልና ደጀና ኬምካል ኢንጂነሪንግ ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ናብ እንዳሰላማ ኣብ ዝርከብ ፕሮጀክት ሳይትና ንዝተተኸሉ ተኽልታት ማይ እተስቲ መኪና (water truck) ስለዝደለየ ብቕዓት ዘለዎ መኪና ዘለኩም ተጫረቲን ካብዚ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፁ መዐቀንታት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ነዙይ እተማልኡ ሕጋውያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 28, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 29, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቃሒ ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 24, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 24, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 25, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 25, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 24, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 24, 2012 3:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደባኛ በጀት ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 24, 2012 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 24, 2012 2:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዙ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 24, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 24, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ዕደጋ ፅ/ፅባቀን ክ/ሰሜን ግልጋሎ ዝዉዕል ናይ ፅርየት ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ንደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 24, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 24, 2012 4:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2012 ብዝተፈቀደሉ በጀት መሰረት መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 23, 2012 6:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 23, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 23, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 24, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/