ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 25, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 25, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ብምክንያት ንመበል45ተ ዓመት ልደት ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ጎደናታት ዝርኸባ ዝተበላሸዋ ናይ ፅገና መብራህቲ ምስቃልን ቢልቦርድ ባነር stand box light ስራሕቲ ኣመልካቲ ከነወዳድር ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ጥራሕ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 25, 2012 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 25, 2012 11:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ምግጣምን ፅገናን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

በአገር መከላከያ ሚኒስቴር በሰሜን ዕዝ ስር የ4ኛ ሜ/ክ/ጦር አላቂ የፅህፈት መሳሪያ፣የፅዳት ዕቃዎች፣የህሙማን ማገገሚያ የፋብሪካ ውጤቶችና ጥራጥሬ የወጥ እህሎች፣የመኪና መለዋወጫ ዕቃዎች፣ የዳቦ ማሽንና የጀኔሬተር መለዋወጫ፣ የስቪል ሰራተኞች አልባሳት፣

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታኅሣሥ 23, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥር 6, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥር 6, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናገዛ ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 25, 2012 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 25, 2012 11:03 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

Tigray Water Works Study Design and supervision Enterprise has signed an agreement for construction supervision contract administration and capacity building of gereb Giba mekelle water supply project

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታኅሣሥ 23, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥር 18, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥር 19, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 25, 2012 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 25, 2012 11:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ትካልና ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ኣብ 2012ዓ/ም 1ይ መንፈቅ ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉ ናዉቲ ትምህርቲ ጋርመንት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 25, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 25, 2012 9:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፍርዲ ወረዳ ኦፍላ ንቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዱሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 24, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኦፍላ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 24, 2012 4:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ሆስፒታል ቅድስት ማርያም ኣክሱም ን 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዓባይ ጀነሬተር ፣ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 8, 2012 3:45 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 8, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ብናይ ሰፍትኔት በጀት ፀፀር /ጀሃያ፣ ሑፃ ፣ ሓሸዋ ምሩፅ ሓመድ እምኒ ናይ መንደቅ ንሃርድ ኮርን ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 30, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 30, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/