ወለላ ቁጠባ እና ብድሮች
⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
ዕላማ ጨረታ፡ ወለላ ዕቋርን ልቃሕን ሕ/ስ/ማ ንማሕበራዊ ሚዲያ (ቲክቶክ፣ ፌስቡክ) መፋለጢ ከምኡ እውን ናይ ቪዲዮ ቀረፃን ኢዲቲንግን ኣገልግሎት ዝህቡ ተወዳደርቲ ይደሊ።
መደለዪ ብቕዓት፡ ብሚዲያ ፕሮሞሽን ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎምን ናይ 2018 ዓ.ም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱን ክሆኑ ኣለዎም።
ተድላይ መሳረሒታት፡ ደረጃኡ ዝሓለወ ካሜራ፣ ናይ ድምፂ መቕረፂን ላይትን ከቕርብ ዝኽእል ክኸውን ኣለዎ።
ሁኔታታት ፕሮፎርማ፡ ዝቐርብ ፕሮፎርማ ብዘይ ዝኾነ ስርዝ ድልዝን ምስቲ ዝተሓተተ ስፐሲፊኬሽን ጥራሕ ዝተማልአን ክኸውን ይግባእ።
ኣድራሻን ቴሌፎንን፡ ጅብሩኽ (ከባቢ መሳፈሪ ታክሲ 18/ምድረ ገነት)፤ ስልኪ፡ 0342419051 / 0978969899 / 0914313361።

ምልክታ ፕሮፎርማ

ወለላ ዕቋርን ልቃሕን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕ/ስ/ማ ንሚድያ መፋለጢ ዝከውን አብ ሶሻል ሚድያ ንዝነጥፉ ሰባት ናይ ቲክቶክን ፊስብክን ንምስራሕ ናይዚ ፍቃድ ዘለዎም ኣወዳድራ ክተስርሕ ስለዝደየት ነዚ ክተወዳደሩ እትኽእሉ ነዘም ዝስዕቡ እንተማልኡ ፡-

ተ.ቀክስርሑ ዝግበኣምመጠንዋጋመብርሂ
1ቲክቶክ244K
2ፊስቡክ360K
3ቪዲዮ ቀረፃን ኢዲቲንግ

መተሓሳሰቢ

· ብሚዲያ ፕሮሞሽን ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2018 ዓ/ም ዘሐደስኩም

· ደርጅኡም ዝሓለወ ካሜራ ድምፂ መቅረፂ ላይት ከቅርብ ዝክእል

· ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዝተማልኡ ፕሮፎርማ ብዘይ ምንም ዓይነት ስርዝ ድልዝ ከቅርብ ኣለዎም

· ተወዳደርቲ ካብ ዝቐረበ ስፐሲፊኬሽን ወፃኢ እንተመሊኦም ተቐባልነት የብሉን

· ማሕበርና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺባ ነቲ ፕሮፎርም ብኽፊል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

ኣድራሻ፡ ጅብሩኽ ከባቢ መሳፈሪ ታክሲ 18/ምድረ ገነት ወይ ፊትንፊት ባንኪ ኦሮምያ

0342419051/0978969899/0914313361