ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ክልል ትግራይ ን 2012 በጀት ዓመት ኣብ ኩለን ወረዳታትን ከተማታትን ክሳብ ጣብያ ኣብ ክልልና ዘለዋ በዝሒ ልምዓት ጉጅለ ምንቅስቃስ እስትሪንግ ኮሚቴ ናይ ምድጋፍ ስራሕ ንምክያድ መኪና ክራይ ግልጋሎትን ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 24, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 24, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ትራንስ ኢ/ያ ሃ/የተ/የግ/ማሕበር በመቀሌ ዋናዉ መ/ቤት ግቢ የተገኝትን ያገለገሉ የትልቅ መኪና ጎማዎች ፣ ካላማደርያዎች ፣ ፋላፖች ባትሪዎች ፣ ፊልትሮዎች ፣ በጨረታ ኣወዳድሮ መሸጥ ይፈልል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 18, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 18, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ድርጅታችን መከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ኣዲሹሑ ደላ ሳምረ መንገድ ስራ ታ ፕሮጀክት/18-03/ ለሰራቶኞች ሰርቪስ ኣገልግሎት የሚሰጥ ባስ እና ሚኒባስ ስለ ፈለግን በድጋሜ ተጫራቾችን በግልፅ ጨረታ ማወዳደር ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 14, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 14, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ ከተማ ዓዲጉዶም ንዝርከብ ህንፃ ተወሳኺ ስራሕ ከስርሕ ስለዝደለየ ኣብዚ ስራሕ ክትሳተፉ እትደልዩ ደረጃ 8 ዘለኩም ናይ ህንፃ ኮንስትራክሽን ተኾናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 22, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 22, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ን/ክ/ትግራይ ንቢሪኡ ዘገልግል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ከእድግ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 9, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 9, 2012 4:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ወረዳ ሓዉዜን ቤት ፍርዲ ን2012በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ሞተር ሳይክል ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 15, 2012 6:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 15, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2012 ዓ/ም ናይ በጀት መሰረት መለዋወጢ ኣቅሑትን ጎማን መኪና መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 9, 2012 6:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 9, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2012 ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 9, 2012 6:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 9, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣብ ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ፍልፍሎም ዘይተፈለጡ ካብ ዘይሕጋዉያን ነጋዶ ሓደሽቲ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ጫማታት ክዳዉንቲ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ካልኦት ካብኔ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ብዕለት 05/01/2012 ብቁፅሪ 80/ክ/ክ/ቀ/ወ ንክጫረቱ ዝወሰናዮ መሰረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 22, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 23, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

Ezana Mining Development PLC , Meli Gold mine has allocated Budget toward the cost of supply of the hydrated lime by procurement Reference Number MGP-048/2020

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ መጋቢት 8, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 28, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 28, 2012 3:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/