ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ካብ ባንኪ ዓለም ሓገዝ ዝተረከበ በጀት ነታ ከተማ ዝዉዕል ናይ ደገ መብራህቲ ፓሎ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 23, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 23, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 300,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን እንዳባጉና ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንዝተፈላዩ ኣቁሑት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቁሑት ብረታ ብረት፣ ኣቁሑ ኤሌክትሪክ፣አቁሑ ፅሬት፣ ኣቁሑ ኤሌክትሮኒክስ ማሽነሪ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፈርኒቸርን ፣ ኣቅሑት ሰርቨይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 23, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 23, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

የትግራይ ልማት ማህበር IFRS እንዲሁም IPSAA ለመተግበር ብቁ አማካሪዎች በጨረታ በማወዳደር አገልግሎት ማግኘት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ መጋቢት 8, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 22, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 22, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/ ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ/

የትግራይ ልማት ማህበር IFRS እንዲሁም IPSAA ለመተግበር ብቁ አማካሪዎች በጨረታ በማወዳደር አገልግሎት ማግኘት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ መጋቢት 8, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 22, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 22, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/ ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ/

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲ ግራት ነቲ ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፓዉዛ ናይ ደገ መብራህቲ፣ ናይ ኣዳራሽ ወንበር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 22, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 22, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 16,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኩባንያችንሂወት እርሻ መካናይዜ ሽንኃ/የተ/የግ/ማህበር በ2011/2012 ዓ.ም ምርት ዘመን ከተመረተው የጥጥ ፍሬ ምርት 7,000.00 ኩንታል እና 500.00 የደለቡ በሬዎች የቁም እንስሳት ክብደት በኪሎ ሂሳብ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳሜ መጋቢት 5, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 15, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 15, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

መቐለ ዩኒቨርሲቲ ጤና ሳይንስ ኮሌጅ ዓይደር ከምፕሬሄንሲቭ እስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ለ2012 ዓ.ም በጀት ዓመት አገልግሎት የሚውሉ የህክምና መገልገያ እቃዎች ፣የአሉሚኒየም ፓርቲሽን እና የፈርኒቸር እቃዎች ፣Cath Lap እቃዎች

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳሜ መጋቢት 5, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 14, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 14, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በየሎቱ የተለያየ ነው
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ከተማ ዓድግራት ሎት 1 ናይ ቀበሌ 01ን 02 ከም ሓደ ሳይት ኮይኑ ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን /NDP/ ሎት 2 ናይ ቀበሌ 06 ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣማከርቲ ወይ ድማ consultant ክዕድም ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕደም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 7, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 22, 2012 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 22, 2012 11:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

The Mekelle city water supply and sewerage service office invites sealed bids from eligible bidders for construction of public and communal toilets in Mekelle Town at different sites of the town.

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ መጋቢት 7, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 7, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 7, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 1%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ስራሕቲ ማይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻን ገጠርን ልምዓትን ወረዳ ቃፍታ ሑሞራ ዝተዳቀለ ማንጎ ንክንዕድጎሎም ብዝሓተትና መሰረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 7, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 11, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 11, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/