ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኾኒ ንማይ ስራሕቲ ዘገልግሉ ናዉቲ ናይ ሞተር ሳይክላት መቃያየርን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 19, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 19, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 120.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

የ ዉቅሮ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ፅ/ቤት ግ/ፋ/ንብ/ኣስ/ር/ደ/ የስራ ሂደት በ 2012 ዓ/ም ለ ዉቅሮ ከተማ አጎልግሎት የሚዉል የ ኤሌክትሪክ ዕቃዎች በግልፅ ጨረታ ተጫራቾችን አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 23, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 23, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

መሓሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ኣፅቢ ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ዕንፀይቲ መሳርሒ /ጣዉላ መሳርሒ/ ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ ሕትመት ኣቅሑት ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 22, 2012 2:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: Atsbi
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 22, 2012 2:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 11, 2012 8:45 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 12, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወደደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሺኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ንከትእትዉ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 11, 2012 2:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 11, 2012 2:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ተሓዛሊ ሻንጣ በዝሒ 59 ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 11, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 11, 2012 9:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ፀጥታ ምም/ር ክ/ከ/ቀ/ወያነ ናይ መጓዓዝያ ግልጋሎት መኪና ክራይ ክረክብ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 11, 2012 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 11, 2012 10:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ር/ህ/መንግስቲ ዝኸዉን ሕትመት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 11, 2012 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 11, 2012 11:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ኣዝሚ ስቲል ስትራክቸር ኢንጅነሪንግ ሃላ/የተ/የግ/ኩባንያ በ ሸራሮ ከተማ ለሚገነባዉ የጉና መጋዘን የተከላ ስራ በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ማሰራት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 19, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 19, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ኣብ ዞባ ምብራቅ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ናይ መትረብ ዉሕጅ ማለት እዉን ዲሬኔጅ ንምስራሕ RC/GC ደረጃ 7ተ ልዕሊዑን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተካናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 24, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 24, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/