ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ኣርባዕቲኤን ኣንፈታት መቐለ ማለት መዉፅኢ ሳምረ ፣ ከባቢ ኣሪድ ፣ ከተማ ሮማናት መዉፅኢ ዓዲግራት ንዝተተኸላ ቦርድታት ዝኾዉን ባነራት ከሐትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 4, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 4, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲጉዶም ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣቅሑት ቢሮ ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሰነ 1, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 17, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 17, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሶቦ ደረቅ ፅዕነት ንምልዓል ብቅዓት ንዘለዎም 1ይ ደረጃ ዶብ ሰገር መጓዓዝያ ኣጎልግሎት ወሃቢ ትካላት ብጨረታ አወዳዲሩ ናይ ፋብሪካ ንብረት ኮል ካብ ጅብቲ ወደብ ናይ ፋብሪካ ስሚንቶ ከጋዓዕዝ ስለ ዝደለየ እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ መጋዓዝያ ወሃብቲ ትካላት ንክትጫረቱ ብክብሪ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሰነ 1, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 6, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 6, 2012 4:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ማሕበር መምህራን ክልል ትግራይ ዘገልገለት ማርቸዲስ ሞዴል 290GD መኪና ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሰነ 1, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 11, 2012 2:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 11, 2012 2:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ት/ፋ/ክ/ከተ/ዓዲ /ሓቂ ኣብ ጣብያ ደብረ ገነት ዝርከብ ተሓራሳይ መሬት ብጨረታ አወዳዲሩ ክጫርት ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት 51.5 ሄክታር ዘሎ መሬት ክትጫረቱ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሰነ 1, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 5, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 6, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/

ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ብመሸጣ ንብረት ከወግድ ስለዝደለየ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሰነ 1, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 10, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 11, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

መሶቦ ሲሚንቶ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ንከይዲ ምህርቲ ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ እቶዋታት ናይ ማሽነሪ መለዋወጢ ፣ ኤሌክትሪካልን ፣ ኬሚካልን መለዋወጢ ዝተፈላዩ ናይ ኢንዳስትሪ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ዓቅሚ ካብ ዘለዎም መምረትን ሕጋዊ ኣቅረብትን በቢ ዓመቱ መዝጊቡ ንቀፃሊ ምስ ዝተመዝገቡ ኣቅረብቲ ክሰርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሰነ 1, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 8, 2012 2:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 8, 2012 2:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ መቐለ ከተማ ዝሃንፆ ዘሎ ሪል ስቴት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መጠን ዘሎዎ ናይ ሓፂን ፓነል ፎርም ወርክ ማለት እዉን ስቲል ፓነል ፎርም ወርክ ብጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 29, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 16, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 16, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 150,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/