ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ንዝርገሐ ኢንተርኔት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዝቐረቡ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ በቲ ዘርፉ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 20, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 20, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደባኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ መኪና መጋየፂ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ /ጨርቂ ወንበር ብስፖንጅ 03፣ እግሪ ምንፃፍ01 ፣ ኮንፈርት06 ፣ ናይ ድሕሪት ዳሽ ቦርድ 06

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 20, 2012 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 22, 2012 2:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደባኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ ኮምፒተር ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ /ፓወር ሳፕላይ01 ፣ ፓወር ሳፕላይ 01፣ HP printer 02/

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 19, 2012 5:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 22, 2012 2:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንፅገና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቆርቆሮ ክገዝዕ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 22, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 22, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንፅገና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኤሌክትሪክ ኣቅሑ ክገዝዕ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 22, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 22, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ስፔር ፓርት ንምግዛዕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሐትም ስለዝደለየ ክትወደደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሺኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ንከትእትዉ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 19, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 19, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል መጋየፂ ንምግዛዕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሐትም ስለዝደለየ ክትወደደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሺኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ንከትእትዉ ንዕድም / ናይ ሙቐት መከላከሊ ጠጠር ዘለዎ ፣ ወልፊት ኮንፈርት ፣ መሪ ከቨር

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 19, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 19, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ፒቪሲ ኣኸዛ ፕሮጀክት ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ስፔር መቕረብቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 19, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 19, 2012 8:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ፒቪሲ ኣኸዛ ፕሮጀክት ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ኮንስትራክሽን ማተርያል መቕረብቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ / ሚስማር ባዓል 6ተ 70 ኪሎ ግራም ፣ ሚስማር በዓል 7ተ 70 ኪሎ ግራም ብረት ምላጭ 20

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 19, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 19, 2012 8:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ኣላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን 2013 በጀት ዓመት ንደቂሶም ዝሕከሙ ተሓከምቲ ምግቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ጣፍን ጥረ ምረን ፣ ጤል ፣ ባኒ /ዳቦ/፣ በርበረን ቅመማ ቅመምን ፣ ናይ ምግቢ ዘይትን ፀባን ካልኦትን ንምግቢ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሸቀጥን ፣ እንቃቅሖ ፣ ኣትክልትን ፈረምረን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንመቅረብትን ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 2, 2012 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 2, 2012 10:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /