ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ናይ መኪና መገያፂ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ /ስፔር/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 5, 2012 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 5, 2012 11:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለየ ዘገልገለ ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 11, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 11, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቅሑት ፣ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት / ደረቅ ወንበር በዝሒ 10/ ፣ ናይ ሕትመት ግልጋሎት / ስቶክ ካርድ በዝሒ 300፣ individual folder 3500/ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳደዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 5, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 5, 2012 3:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ዝርከባ ናይ ኤሌክትሮኒክስ / ሻሂ ማሽን/ በዝሒ 01 ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 5, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 5, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ መምርሒ ት/ፋይናንስን ነቲ ቤት ፅሕፈት ግጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን ጎማን እስፔርን ኣቅሕት ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 17, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 17, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 4, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 4, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ናይ መኪና ጌጣጌጥ/ ሙቐት መከላኸሊ ሌዘር 1ይ ደረጃ 3፣ ሌባስ ጨርቂ ወንበር 1ይ ደረጃ 3 ፣ floor matt ሙሉእ 1ይ ደረጃ 3፣ ሙቐት መኸላኸሊ ሌዘር 1ይ ደረጃ 1 ፣ floor matt ሙሉእ ደረጃ መረጋገፂ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ፣

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 5, 2012 10:15 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 5, 2012 10:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ ሰቆጣ ቃል ኪዳን ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ፅሕፈት ሕ/ገ/ልምዓት ወ/ቆላ ተምቤን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣጣል ቀለብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 16, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 16, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/

የትግራይ ክልል ግብርናና ገጠር ልማት ቢሮ ጋብዮን በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ሰኔ 2, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰኔ 15, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰኔ 15, 2012 3:31 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ማይጋባ ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተምኡ መሰረተ ልምዓት ንምስፍሕፋሕ ናይ ሓይሊ መብራህቲ ገመድ ንምግዛእ ስለዝደለየን ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ መስራሕቲን ኤሌክትሮኒክስ ን ብተመሳሳሊ ዓዉዲ ዝተዋፈርኩም ነጋዶን ዉልቀ ትካላትን ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 11, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይ ጋባ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 11, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/