ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሓድነት ኣብ ክ/ከተማ ሓድነት ዘሎ ናይ ደረቕ ጋሓፍ ስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዱሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 18, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 18, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 12,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/

ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ ትግራይ ክራይ ፊልድ መኪና ንበጀት ዓመት2013ዓ/ም ብዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 22, 2013 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 22, 2013 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ንወረዳ ከተማ ግጀት ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 27, 2013 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 27, 2013 8:45 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ግልጋሎት ከተማ ዓ/ዓዲ ካብ ዕለት 07/01/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 26/01/2013ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ሒሳብ ምንቕስቃስ ብደገ ኦዲተራት ኦዲት ክግብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ አመራርሓ ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቀደሎም ዉልቀ ኦዲተራት ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 26, 2013 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 26, 2013 8:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ኣብ መንጎ ናይ አፈፃፅማ ክትዕ ጉዳይ አመልክቱ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 17, 2013 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 17, 2013 6:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ኣብ ኩሓ ሆስፒታል ግቢ ዘሎ ረጊድን ቀጢንን ጠቕላላ ኣብቲ ግቢ ዘሎ ዕንፀይቲ መፂእኻ ብምርኣይ ብፕሮፎርማ ኣጫሪትና ክንሸይጥ ስለዝደለና ምግዛእ እትደልዩ ተጫረቲ ብፖስታ ብዝተዓሸገ ናይ ዋጋ መቕረቢ መሊእኹም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 04/01/2013ዓ/ም ጀሚርኩም ክሳብ ዕለት19/01/2013ዓ/ም ናብ ዕደ/ንብ/ፋይ/ም/ር ቑፅሪ 48 ምቅራብ ትኽእሉ እኩም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 19, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 19, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 20, 2013 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 20, 2013 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 8, 2013 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 8, 2013 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዓዲጉዶም ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ናይ ቤት ፅሕፈታት ናይ ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑትን፣ ኣቅሑት ፈርነቸር፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ መኪና ጋራዥ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 28, 2013 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲ ጉዶም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 29, 2013 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/