ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ምር/ን ንዘለዎኦ መኪና ሰርቪስ ንምግባርን ንምፅጋንን ን2013 ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንናይ ጉልበት ዋጋ ምስ ጋራዥ ኣጫሪቱ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 16, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 28, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 28, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ሆስፒታል ዉቅሮ ኣብቲ ሆስፒታል ደቂሶም ንዝሕኮሙ ሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ምግብን ሃለቅቲ ኣቅሑት ማለት እዉን ፣መሳርሒ ሕትመት፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ሃለቅቲ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ስጋ ፣ ኣትክልትን ፣ ፍረምረን ብሓፈሻ ኣስቤዛ ሸቀጣ ሸቀጥን እንቃቅሖን ብግልፂ ጨረታ ኣብ 2013 ዓ/ም በጀት ዓመት 1ይ ፍርቂ ዓመት ኣጫሪቱ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 16, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 28, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 28, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓ.ዝተ.ው.ማሕበር ዘገልገለ ሪሳይክል ማተርያል 2 ሚኢቲ ሽሕ ኪ.ግ /በርች30 ሺሕ ኪ.ግ ጭረት 10 ሺሕ 4 ሺሕ በዝሒ ዘለዎም ማንትራክ ጎማ 2 ሚኢቲ በዝሒ ዘለዎም ባትሪታት ማንትራክ ብቁፅሪ 2 መኢቲ ስራሕ ፍቃድ ንዘለዎም ተጫረትቲ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ። ስለዝኾነ እዚ ዝስዕብ ረቋሒታት ዘማልኡ ታጫረትቲ ንክጫረቱ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 16, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 20, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 20, 2012 8:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 10.00
  • የጨረታ ምድብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ቀፂለን ዘለዋ መካይን ማለት እዉን ሚኒባስ ደረጃ 2ተ ደረጃ 3ተ በዝሒ 4ተ ዓባይ ባስ ደረጃ 2ተ ደረጃ3ተ በዝሒ ሓደ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኣጎሎት ሰርቪስ ክረክብ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 16, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 22, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 22, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ትራንዚት ግልጋሎት/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ሸራሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ናይ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንሰራሕተኛታት መመላለሲትን ናይ ፅዕነት መኪናን ክካረ ስለ ዝደለየ ከምኡ እዉን ንዘለዎ ኣናእሽተይ መካይን ጀነሬተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፀግን ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትሳተፉ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 16, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 27, 2012 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 27, 2012 5:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ማሽነሪ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ማእኸል ከተማ ዓብይ ዓዲ ናይ አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ ብደረጃ BC 6 GC7ልዕሊኡን ተካናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 16, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 23, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 23, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ማሕበር ደቂ ኣንስዮ ትግራይ ናይ መኮና ስፔር ፓርት /ኣቅሑት/ ክተወዳድር ስለ ዝደለየት

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 16, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 17, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 18, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ወረዳና ዝርከባ ናይ መንግስቲ ተሽከርከርቲ መካይን ፣ ሞተር ሳይክላትን ኣብ 2013 በጀት ዓመት ብጨረታ አወዳዲርና ንዓመት ሙሉእ ብኩንትራት ዉዕል ብምእሳር ግልጋሎትን ፅገናን ክነካይድ ስለ ዝደለና ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ሰብ ጋራዥ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 16, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 28, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ላዕላይ ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 28, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2013 በጀት ዓመት ናይ መካይን ፅገና ኣጎልግሎት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክግልገል ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 100.00 ብምኽፋል ትካል ዘዳሎዎ ጨረታ ሰነድ ወሲድኹም ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 16, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 20, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 21, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/