ኣጎልግሎት ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ 1 ኣብ ከተማ መቐለ 2 ኣብ ብዘት 3 ኣብ ኮረም 4 ኣብ ዳንሻ 5 ኣብ ሓዉዜን ቤት ፅሕፈት ንምህናፅ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ካብዚ ቀፂሎም ዘለዉ መዐቀንታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ክትጫረቱ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሰነ 22, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 24, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 24, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 320.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደባኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ መኪና መጋየፂ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ (እግሪ ምንፃፍ ሙሉእ 6)

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሰነ 20, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 24, 2012 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 24, 2012 2:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ዉቅሮ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ እንስሳት ቀለብ / ምጥን ቀለብ ከፍቲ ናይ ፀባ ላሕሚ ኩንታል በዝሒ 50/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሰነ 20, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 24, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 24, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንዳ/ዳሬክቶሬት ኢንስፔክሽን ታ.ቁ 4-01684 ትግ ሞዴል HZJ 78L ካብ መደበኛ በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሰነ 20, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 23, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 23, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ትካልና ሓርበል ንግድን ኢንድስትሪን ሓላ/ዝተ/ዉ/ኩባንያ ኣብ መቀለ ዓይደር ፋብሪካ ደስታ አረቂ ኣብ ዝነበረ ኣብ ዝርከብ ቢሮና እትርከብ ዘገልገለት መኪና ብዘላቶ ኩነታት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ኣካላት

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሰነ 20, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 28, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 29, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓ/ዝተ/ዉ /ማሕበር ኣብ ከባቢ መቐለ ማለት እዉን ኣሸጎዳ ንሰርሖ ናይ ሎጅድቲክን ወር ሃዉስን ፋሲሊቲ ናይ ህንፃ ስራሕቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ብኮንስትራክሽን ስራሕቲ ደረጃ GC-4 ወይም BC-4 ልዕሊኡን ብቅዓት ዘለኩም ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሰነ 20, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 1, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 1, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 400,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ናይ ኢትዮዽያ ካቶሊክ ቤተክርስትያን ልምዓት ኮምሽን ጨንፈር ዓዲ ግራት ንኡስ ጨንፈር መቐለ ካብ ዝፈፀሞም ፕሮጀክታት ሓደ ዝኾነ ኣብ ደግዓ ተምቤን ወረዳ ንዘለዉ ተጠቀምቲ በጋይት ዝዓይነተን 10ተ ናይ ፀባ ኣላሕም ዓዲጉ ከከፋፍል ይደሊ በዚ መሰረት ቀፂሉ ዘሎ ረቃሒ እተማልኡ መቕረብቲ ማለት

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 19, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 25, 2012 2:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 25, 2012 2:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣብ ቤት ዕዩኡ ዝርከቡ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ጎማታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 19, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 3, 2012 8:45 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 4, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሬት ኣቀሑት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ መኪና ጌጣጌጥ ፣ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 19, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 23, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 23, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/