ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ ዉቅሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት ኣቅሑት፣ ሕትመት ስራሕቲ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሳይከል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 27, 2013 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 27, 2013 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት መዘጋጃ ሽረ እንዳስላሴ ንቲ ቤት መዘጋጃ ኣጎልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 22, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 22, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 8,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ብበጀት ዓመት 2013ዓ/ም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈታት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣መለዋዋጢ ኣቅሑት መኪናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 22, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 22, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

መድሕን ኩለመዳይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር ዝርከብ 500 ካሬ ሜትር ናይ ምድልዳልን ምፅራግን ስራሕቲ ንምስራሕ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 11, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 16, 2013 2:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 16, 2013 2:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

በኢትዮጵያ ምርጥ ዘር ኣቅርቦት መቐለ ቅርንጫፍ ፅ/ቤት የተለያዩ የምግብ እህል በጣሪ በጨረታ መሸጥ ይፈልጋል።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 11, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 14, 2013 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 14, 2013 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ሃላቒ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ትካላት ንክትሳተፉ ይዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 11, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 14, 2013 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 14, 2013 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

የመከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ መቐለ ዓድሓ ፕሮጀክት ግንባታ ግልጋሎት የሚዉል ከዚህ በታች በተገለፀዉ ዝርዝር መሠረት ግዥ ለመፈፀምና ለማሰራት ተጫራቾችን በግልፅ ጨረታ ማወዳደር ይፈልጋል (የወለል ቁርቋሮ እና የኣርማትራ ቀረፍ ስራ )

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 11, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 18, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 18, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/

አፈፃፅማ ክትዕ ጉዳይ ይምልከት

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 11, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 15, 2013 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 15, 2013 5:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

በሀገር መከላከያ ሚኒስቴር የሰሜን ዕዝ ጠቅላይ መምሪያ የተለያዩ የተሸከርካሪ መለዋወጫ ዕቃዎች፣ጎማና ባትሪ፣ የዳቦ ማሽን መለዋወጫ ዕቃዎች መግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ መስከረም 11, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 26, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 26, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናገዛ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ምልማዕን ምምሕዳርን ምዝገባ ትሕዝቶ መሬት ከተማን ካዳስተርን ከተማ ሸራሮ ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማ ምሕደራን መሬት ኣብ ከተማ ሸራሮ ብሊዝ ጨረታ ኣብዚ በጀት ዓመት እዚ 6ተ ከጫርት ካብ ዝሐዞ ቀዳማይ ግዜ ብምጭራት ናብ ተጠቀምቲ መሬት ከመሓላልፍ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት መስከረም 10, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 21, 2013 2:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 21, 2013 2:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መሬትን ሊዝን/