ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሽንቲ ቤትን ሻወርን ኣቅሑት ዘስተኻኽል፣ ዘዕርን ዝገጣጥምን በዓል ሞያ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክተስርሕ ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 30, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 3, 2013 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 3, 2013 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ቐይሕ ተኽሊ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለያ ኣብያ ፅሕፈት ወረድኡ ዘግልግል ፅሕፈት መሳርሒ፣ ጎማ ምስ ካላማደርያ ፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ፣ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ዝሳተፍ እቲ ስዒቡ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት ከማልእ /እታማልኡ ክኸዉን ኣለዎ/ዋ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 30, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 16, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 16, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ክዕደግ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 30, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 2, 2013 6:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 2, 2013 6:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኣብ ክ/ከተማ/ቀ/ወያነ ንናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ን 2013ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ናይ ስፒኦ ዋጋ 3,000.00 ቅርሺ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 30, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 22, 2013 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 23, 2013 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ከተማ እንዳባጉና ናይ 2013ዓ/ም ሱሩዕ በጀት ተጠቂሙ ኣብ ከተማ አንዳባጉና ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፣ መሳርሕታት ፅሕፈት፣ ሃለቅትን ቀወምትን ንብረታት ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ መሳርሕታት ሕትመት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ፣ ፈርኒቸርን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንብረት ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 14, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: እንዳባ ጉና
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 14, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ዉልቀ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ማለት እዉን ኮንክሪት ምክሰር በዝሒ 10 ፣ ተርማል ኦይል ቢኤምዲኢ 4576 ሊትሮ ፣ ኤሌክትሪካል ባርክ ካተር ኤንድ በንደር በዝሒ 01፣ ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ኣብ መክዘን ስቶክ ዘለኩም ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 23, 2013 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 23, 2013 5:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

በኢፌዴሪ ጉምሩክ የኮምበልቻ ቅ/ጽ/ቤት ለ 2013 በጀት ዓምት አገልግሎት ሥራ ኣጎልጎሎት ሊሰጥ የሚችል ዳብል ካፕ ተሽከርካሪ በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ መከራየት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 11, 2013 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 11, 2013 4:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/

ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት ሰርቪስ ዝዉዕላ ተሽከርከርቲ አወዳዲሩ ዉዕሊ ብምእሳር ክካረይ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 3, 2013 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 3, 2013 11:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 3, 2013 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 3, 2013 3:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/