ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት 1 ናይ ፅሬት ግልጋሎት ሎት 2 ካፍተርያ ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ንደቀቅትን ኣናእሽተይን ትካላት ንግዲ ሎት 3 ሕትመት መፅሄትን ቡክ ሌትን ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ አወዳዲሩ ናይ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 29, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 14, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 14, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ካፌን ሬስትራንትን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ዕደጋ ንቤት ፅሕፈትና ክ/ከተማ ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነሐትምንደሊ / ናይ ትራፊክ ፓድ መኸሰሲ በዝሒ 100/

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 29, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 1, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 1, 2012 3:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 Our company Ezana Mining Development PLC, Meli Gold mine has allocated budget towards the cost of supply of the Geo- membrane welding machine and mechanical work shop equipments procurement Reference Number MGP 054/2020

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 29, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 15, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 15, 2012 3:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

Tigray Water Resource Bureau invites suitably qualified bidders to submit sealed expressions of interest for Selection of Consultants for Reviewing and Updating Urban water supply utility manuals and guidelines

  • የተለቀቀበት ቀን: Tuesday 04th, August 2020 6:33 pm (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Monday 17th, August 2020 4:30 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 17th of August 2020 4:31 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ Engineering Related Consultancy/ Organizational Consultancy/

Tigray National State Water Resource Bureau invites sealed bids from qualified eligible bidders for the Procurement of May-tsebri Town ,Adi Harush and May-Ayni Refuge Camps Sanitation Project located at North West of Tigray Tselemti Wereda

  • የተለቀቀበት ቀን: Tuesday 04th, August 2020 6:24 pm (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Monday 31st, August 2020 9:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 31st of August 2020 9:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 500,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ Water Works Construction/ Water Well Drilling & Water System Installation/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ትርጉም ተተርጊሙ ንክቐርብ ዕለት 20/11/2012 መሕተቲ ቁፅሪ PRV 000-0000162 ዕለት 27/11/2012 ብናይ ቤት ፅሕፈት ሕጊ ክፍሊ ብዝቐረበ ሕቶ ትርጉም መሰረት ንምትርጋም ፕሮፎርማ ኣወዳደሩ ከተርጉም ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሓምለ 28, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 30, 2012 2:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 30, 2012 2:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ቋንቋ ትርጉም /

ሃይለ ተስፋኪሮስ ቢዝነስ ግሩፕ ያገለገሉ ከ 5000 ኣምስት ሺ በላይ ትላልቅ ጎማዎች ባሉበት ሁኔ ለጨረታ ኣቅርባል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሓምለ 28, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 12, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 12, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኩባንያና መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ ዉ/ማሕበር ናይ ረሳሕ ፈሳሲ መወገዲ መኪና ተካርዩ ከወግድ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀንታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም / ረሳሕ ፈሳሲ ምዉጋድ ሽንት ቤት ምምጣጥ በዝሒ 01/

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሓምለ 28, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 4, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 4, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ናይ ኢንሽራንስ ካምፓኒ ንከጣይሽ ይደሊ ነቲ ኢንሽራንስ ምጥያሽ ስራሕቲ ዝሰርሕ ኮንሳልታንት ጨረታ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኹም ንገልፅ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሓምለ 28, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 5, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 5, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ/ ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/