ቤት መዘጋጃ ከተማ ኮረም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ኣብ 2013ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1 መሳርሒ ፅሕፈት ፣ 2 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ 3 መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ 4 ኣቅሑት ፅሬት ፣ 5 መኪና ሰርቪስ ንምግባር

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 3, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኮረም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 3, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ላዕላይ ፀለምቲ ንዝተፋላለዩ ኣብያተ ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕል በመደበኛ መንግስታዊ በጀትን ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ናይ መኪና ጎማን ባትርን ፣መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና፣ ክዕድግን ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 1, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ፀለምቲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 1, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን እንዳባጉና ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ብመንግስቲ ዝተመደበ ሱሩዕ በጀት ንዝተፈላዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናዉቲ መሳርሒ ህንፃ ፣ ናዉቲ ሓፂነ መፂን፣ ኣቁሑ ኤሌክትሪክ፣አቁሑት ሳኒተሪ ኢንስታይሌሽን ፣ ናዉቲ ዳህሳስ ፣ ክራይ ሰርቪስ መኪናን፣ ናዉቲ ሞተር ሳይክልን ሳይክልን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 2, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: እንዳባ ጉና
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 2, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ መኪና ክራይ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ዘስርሖ ዘመናዊ ዕደጋ ማእከል ዝርከብ ስፍሓቱ 3039.40 ካሬ ሜትር ዝኮነ ናይ መኪና መቐመጢ /ፓርኪንግ/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካሪ ይደሊ በዚይ መሰረት

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 26, 2013 9:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 26, 2013 10:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻን ኢነርጅን ገፀርን ኣብ 2013ዓ/ም ብዝተፈቀደሉ ብናይ መደበኛ በጀት መሰረት ናይ መኪና ክራይ ሰርቪስ 12ተ ሰብ ትሕዝ ክራይ ብፕሮፎርማ ክካረ ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 19, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 19, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/

ኩባንያችን መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ኃላ የተ የግል ኩባንያ (MIE) ከዚህ በታች የተጠቀሱትን መኪና እና የኮንስትራክሽን ማሽነሪ በጨረታ ኣወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ብቃት ያላቹ ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን መስፈርት የምታማሉ ተወዳዳሪዎች እንድትሳተፉ ኩባንያችን ይጋብዛል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 27, 2013 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 27, 2013 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 200,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይን ናይ ዳይሬክቶሬት እንዳስትሪያል ኤክስቴንሽን ግልጋሎት እትህብ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 19, 2013 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 19, 2013 3:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕ/ሕ/ስ ዕቃርን ልቃሕን ፋና መናእሰይ LAPTOP ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም መቕረብቲ ዉልቀሰባትን ትካላትን ንክትሳተፉ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 21, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 21, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት ፋይናንስ ወረዳ ጭላ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ናይ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናዉቲ ፅሬትን ስራሕቲ ሕትመትን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 3, 2013 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: የጭላ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 3, 2013 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ፀለምቲ ንዝተፋላለዩ ኣብያተ ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕል በመደበኛ መንግስታዊ በጀትን ብገበርቲ ሰነይ በጀትን ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ናይ መኪና ጎማን ባትርን ፣መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና፣ ክዕድግን ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 16, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 30, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ፀለምቲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 30, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/